ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሓምለ ገጽ 10
  • “ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሓጐስ የሆዋ ዕርድና ኢዩ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1995
  • “ሓጐስ የሆዋ”
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኣዕሩኽ ኪትመርጽ ከለኻ ንየሆዋ እሙን ኩን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • መገድኻ ብኸመይ ተቕንዕ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሓምለ ገጽ 10
እዝራ ጥቕላል ብኢዱ ሒዙ ኣብ ቅድሚ ሰባት ንየሆዋ ይውድሶ።

እዝራ ንሰባት ሕጊ ኣምላኽ የንብበሎምን ንየሆዋ ይውድሶን

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”

እዝራ ነቲ ሕጊ ኼንብቦ ኸሎ እቲ ህዝቢ ምእንቲ ኺሰምዕ ተኣኪቡ (ነህ 8:1, 2፣ w13 15/10 21 ¶2፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

ብኣምልኾ የሆዋ ዚሕጐስሉ እምበር፡ ብዝሓለፈ ሓጥያቶም ዚጕህዩሉ እዋን ኣይነበረን (ነህ 8:9, 11, 12)

ሓጐስ የሆዋ ንኣገልገልቱ ዕርዶም እዩ (ነህ 8:10፣ w07 15/7 22 ¶9-10)

መንእሰያት ሰብ ሓደር ምስ ብዕድመ ዝደፍኡ ሰብ ሓዳር ኣብ ኣኼባ ዞባ ባህ ኢልዎም የዕልሉ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ጸገማት እናሃለወ ኽነሱ፡ ዝሕጐሰሉ እንታይ ምኽንያታት ኣሎኒ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ