ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሓምለ ገጽ 14
  • ኣዕሩኽ ኪትመርጽ ከለኻ ንየሆዋ እሙን ኩን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣዕሩኽ ኪትመርጽ ከለኻ ንየሆዋ እሙን ኩን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብ ነህምያ እንረኽቦ ጠቓሚ ትምህርቲ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተቐዲስካ ኢኻ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • “ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ኣብ እዋን ጭንቂ ምንጪ ምትብባዕ ኩን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሓምለ ገጽ 14
ነህምያ ኻብ መመገቢ ኽፍሊ እቲ ቤተ መቕደስ ንንብረት ጦብያ ፋሕ የብሎ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣዕሩኽ ኪትመርጽ ከለኻ ንየሆዋ እሙን ኩን

ዓሞናውያንን ሞኣባውያንን ቀደም ኣንጻር ህዝቢ ኣምላኽ ስለ ዝነበሩ፡ “ናብ ጉባኤ ኺኣትዉ” ኣይተፈቐደሎምን (ነህ 13:1, 2፣ it-1 95 ¶5)

ሊቀ ኻህናት ኤልያሺብ ንሓደ ዓሞናዊ፡ ነቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ዝነበረ መመገቢ ኽፍሊ ኺጥቀመሉ ፈቐደሉ (ነህ 13:4, 5፣ w13 15/8 4 ¶5-6)

ነህምያ ነቲ ምስ ጸላእቲ ኣምላኽ ዝነበረ መሰናድዎ ኸም ዜብቅዕ ብምግባር፡ እሙን ምዃኑ ኣርእዩ (ነህ 13:7-9)

ንየሆዋ ዘየፍቅሩ ኣዕሩኽ እንተ ሓሪና፡ ንየሆዋ እሙናት ኢና ኽንብል ንኽእል ዲና፧—w96 15/3 16 ¶6።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘የሆዋ ብዛዕባ ምርጫ ኣዕሩኸይ እንታይ ይስምዖ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ