ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሓምለ ገጽ 13
  • ንሓድሽ ዓመት ኣገልግሎት እንታይ ሸቶ ኣሎካ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንሓድሽ ዓመት ኣገልግሎት እንታይ ሸቶ ኣሎካ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ የሆዋ ኸም እንውከል ዜርኢ ውሳነታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2025-2026—ምስ ሓላው ወረዳ
  • መንፈሳዊ ሸቶታት ብምውጻእ ንፈጣሪኻ ኣኽብሮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2025-2026—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሓምለ ገጽ 13
ንኣገልግሎት የሆዋ ዜመልክት ጥውይዋይ መገዲ። ንብሕታዊ መጽናዕቲ፡ ንስብከት፡ ንክርስትያናዊ ባህርያት፡ ንናይ ምምሃር ክእለት ዜመልክት ኣብ ወሰናስን እቲ መገዲ እተሰቕለ ምልክታታት።

ክርስትያናዊ ህይወት

ንሓድሽ ዓመት ኣገልግሎት እንታይ ሸቶ ኣሎካ፧

መንፈሳዊ ሸቶ ንየሆዋ ምሉእ ብምሉእ ንምግልጋልን ንምሕጓስን እንገብሮ ጻዕሪ የጠቓልል። መንፈሳዊ ሸቶታት፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ክንበስልን ግዜናን ጉልበትናን ብግቡእ መስዋእቲ ኸነቅርብን ይሕግዘና። (1ጢሞ 4:15) ሸቶታትና ኣዘውቲርና ኽንምርምር ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ ምኽንያቱ ዅነታት ስለ ዚቀያየር እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ዘውጽእናዮ ሸቶ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ካብ ክውንነት ዝረሓቐ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ወይ ድማ፡ ሸቶና ስለ ዝወቓዕና ኻልእ ሸቶ ኸነውጽእ የድልየና ይኸውን።

ሸቶና እንምርምረሉ ጽቡቕ ግዜ፡ ሓድሽ ዓመት ኣገልግሎት ቅድሚ ምጅማሩ እዩ። ኣብ ኣምልኾ ስድራ ቤትኩም ብዛዕባ እዚ ጕዳይ ክትመያየጥሉን ብብሕትን ብስድራ ቤትን ሸቶ ኸተውጹኡን ትኽእሉዶ፧

ኣብዚ ዚስዕብ መዳያት እንታይ ንጹር ሸቶ ኣሎካ፧ ነዚ ሸቶ ንምውቃዕኸ እንታይ ስጕምቲ ወሲድካ፧

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብሕታዊ መጽናዕቲ፡ ኣብ ኣኼባ ምእካብ፡ ሓሳብ ምሃብ።—w02 15/6 14 ¶14-15

ኣገልግሎት ወፍሪ።—w23.05 27 ¶4-5

ክርስትያናዊ ባህርያት።—w22.04 23 ¶5-6

ካልእ፦

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ