ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp23 ቍ. 1 ገጽ 16
  • ኣምላኽ ፍጹም ኣእምሮኣዊ ጥዕና ኣተስፍዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣምላኽ ፍጹም ኣእምሮኣዊ ጥዕና ኣተስፍዩ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዓለምለኻዊ ጸገም ኣእምሮኣዊ ጥዕና
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2023
  • ብዛዕባ ኣእምሮኣዊ ምዝንባል ክትፈልጦ ዘሎካ ነገራት
    ንቕሑ!—2014
  • “እቲ ናይ ቀደም ኣይኪዝከርን”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ኣብቲ “ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕ” ዝዀነ የሆዋ ተወከል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2023
wp23 ቍ. 1 ገጽ 16
ሓንቲ ናይ የሆዋ ምስክር ነታ ስእላ ኣብ ገበር ዘሎ ሰበይቲ መጽሓፍ ቅዱስ ትመርሓላ።

ኣምላኽ ፍጹም ኣእምሮኣዊ ጥዕና ኣተስፍዩ

ኣምላኽ ንኣእምሮኣዊ ጸገም ምእንቲ ኽንዋጽኣሉ፡ ብመጽሓፍ ቅዱስ ኣቢሉ መምርሕን መጸናንዕን ይህብ እዩ።

ግናኸ፡ ኣምላኽ ካብዚ ንላዕሊ ገይሩ እዩ። እወ፡ ንጠንቂ ኣእምሮኣዊ ምዝንባል ንሓዋሩ ኼወግዶ ኣተስፍዩ እዩ።

ኣምላኽ ነዚ ተስፋታት እዚ ኣብ ዚፍጽምሉ እዋን፡ ስምዒታዊ ስቓይ፡ ኣእምሮኣዊ ጸገም፡ ሕማቕ ተዘክሮታት ፈጺሙ “ኣይኪዝከርን፡ ኣብ ልቢ እውን ኣይኪመጽእን እዩ።”—ኢሳይያስ 65:17።

ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ኣምላኽ ነዚ ተስፋታት እዚ፡ መዓስን ብኸመይን ከም ዚፍጽሞ ኽትፈልጥ ተሓጕሶም ኪሕግዙኻ ይኽእሉ እዮም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ