ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w23 ሕዳር ገጽ 32
  • ምኽሪ መጽናዕቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምኽሪ መጽናዕቲ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “መንፈሳዊ ዜማ” ብኣእምሮኻ ኣጽንዕ
  • ተሓጒስካ ንየሆዋ ብመዝሙር ወድሶ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ኣብ ኣኼባታት ንየሆዋ ኽትዝምረሉ ተዳሊኻዶ፧
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኣምልኾ ዚኸውን ሓድሽ መዝሙር!
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ናብ ኣምላኽ ዜቕርበና መዝሙራት
    ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
w23 ሕዳር ገጽ 32

ምኽሪ መጽናዕቲ

“መንፈሳዊ ዜማ” ብኣእምሮኻ ኣጽንዕ

“ዘይረብሕ ከም ዝዀንኩ ዀይኑ ኺስምዓኒ ኸሎ፡ የሆዋ በቲ ኣብ ፈነወ JW ዚወጽእ መዝሙራት ገይሩ የተባብዓኒ እዩ።”—ሎረይን፡ ሕ.መ.ኣ.

“መንፈሳዊ ዜማ” ወይ መዝሙራት ካብ ቀደም ኣትሒዙ ኽፍሊ ኣምልኾ ክርስትና እዩ። (ቈሎ. 3:16) ብኣእምሮኻ መዝሙራት ምስ እተጽንዕ፡ መጽሓፍ መዝሙር ወይ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒ ኣብ ዘይህልወካ እዋን ኪጠቕመካ ይኽእል እዩ። መዝሙራት ንምጽናዕ ዚሕግዘካ እዚ ዚስዕብ ምኽሪ ርአ።

  • ንትርጉም እቲ ግጥምታት ምእንቲ ኽትርድኦ፡ ብኣቓልቦ ኣንብቦ። ንሓደ ሓበሬታ ኽትርድኦ እንተ ኽኢልካ፡ ብቐሊሉ ኽትዝክሮ ትኽእል ኢኻ። ናይ ኵሉ መዝሙራትና ግጥምታት፡ እንተላይ ናይ ፈለማ መዝሙራትን ናይ ቈልዑ መዝሙራትን፡ ኣብ jw.org ኪርከብ ይከኣል እዩ። ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ ዚብል ክፋል፡ ሙዚቃ ኣብ ዚብል እቶ።

  • ነቲ ግጥምታት ብኢድካ ጽሓፎ። ከምኡ እንተ ጌርካ፡ እቲ ቓላቱ ብዝያዳ ኣብ ኣእምሮኻ ኪቕረጽ እዩ።—ዘዳ. 17:18።

  • ዓው ኢልካ ተለማመድ። ነቲ መዝሙራት ደጋጊምካ ኣንብቦ ወይ ዘምሮ።

  • ንተዘክሮኻ ፈትኖ። ነቲ ግጥሚ ኸይረኣኻ ነቲ ቓላት ክሳዕ ክንደይ ክትዝክሮ ኸም እትኽእል ፈትን።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ