ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ታሕሳስ ገጽ 5
  • ተሓጒስካ ንየሆዋ ብመዝሙር ወድሶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ተሓጒስካ ንየሆዋ ብመዝሙር ወድሶ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ መዝሙር ምስጋና ዘምሩ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1994
  • መዝሙራት መንግስቲ ኣምላኽ ትብዓት ይህብ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንኣምልኾ ዚኸውን ሓድሽ መዝሙር!
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ምኽሪ መጽናዕቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ታሕሳስ ገጽ 5
ዓርኪ የሆዋ ዅን መዝሙር 84፦ ንሓግዝ

ክርስትያናዊ ህይወት

ተሓጒስካ ንየሆዋ ብመዝሙር ወድሶ

ጳውሎስን ሲላስን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኸለዉ ንየሆዋ ብመዝሙር ይውድስዎ ነበሩ። (ግብ 16:25) መዝሙር ምዝማሮም ኪጻወሩ ኸም ዝሓገዞም ዜጠራጥር ኣይኰነን። እዚ ንዓና ብኸመይ ይሕግዘና፧ ኣብ ኣምልኾ እንጥቀመሉ መዝሙራትን ናይ ፈለማ መዝሙራትን የተባብዓናን ኣብ እዋን ፈተና እሙናት ክንከውን ይሕግዘናን እዩ። ልዕሊ ዅሉ ድማ ንየሆዋ ውዳሴ የምጽኣሉ እዩ። (መዝ 28:7) ንገሊኡ ግጥሚ እዚ መዝሙራት ክንሽምድዶ ተተባቢዕና ኢና። ከምኡ ኽትገብር ፈቲንካዶ፧ ኣብ ኣምልኾ ስድራ ቤት፡ መዝሙራት ክንዝምርን ግጥምታት ክንለማመድን ንኽእል ኢና።

ነታ ቈልዑ ብመዝሙር ንየሆዋ ይውድስዎ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ክልተ ቘልዑ ኣብ ስቱድዮ ይዝምራ

    መዝሙራት መንግስቲ ኣምላኽ ምዝማር፡ እንታይ ጽቡቕ ጽልዋ ኼሕድረልና ይኽእል፧

  • ሓንቲ ሓብቲ ነቲ ጕጅለ ዘመርቲ ቘልዑ ዝዝምሩሉ ቦታ ተዳሉ

    ክፍሊ ኣውድዮ/ ቪድዮ መዝሙር ንምቕዳሕ ብኸመይ ይዳለዉ፧

  • ኣባላት ሓንቲ ስድራ ኣብ እዋን ኣምልኾ ስድራ ቤት ይዝምሩ

    ቈልዑን ስድራ ቤቶምን ነቲ ዚቕዳሕ መዝሙር ብኸመይ ይዳለዉ፧

  • ጕጅለ ዘመርቲ ቘልዑ ይዝምሩ

    ካብ መዝሙራት መንግስቲ ኣምላኽ እትፈትዎ ኣየናይ እዩ፧ ስለምንታይከ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ