ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w25 ለካቲት ገጽ 32
  • ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ተባዕ ኩን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ተባዕ ኩን
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ነቶም ዜገልግልዎ ዓስቢ ዚህብ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • “ትም ኣይብልን”
    ብኤርምያስ ኣቢሉ እተዋህበና ቓል ኣምላኽ
  • እንታይ ዓይነት ፈተውቲ ኢኻ እትመርጽ፧
    ብኤርምያስ ኣቢሉ እተዋህበና ቓል ኣምላኽ
  • ‘ንዝጸምኤት ነፍሲ ኸርውያ እየ’
    ብኤርምያስ ኣቢሉ እተዋህበና ቓል ኣምላኽ
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
w25 ለካቲት ገጽ 32

ፕሮጀክት መጽናዕቲ

ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ተባዕ ኩን

ኤርምያስ 38:1-13 ኣንብብ እሞ፡ ካብ ነብዪ ኤርምያስን ካብ ዔቤድ-ሜሌክ እቲ ስሉብን ብዛዕባ ትብዓት ተምሃር።

ነቲ ኣብ ከባቢኡ ዘሎ ሓሳብ መርምሮ። ኤርምያስ መልእኽቲ የሆዋ ኺእውጅ ከሎ ብኸመይ እዩ ትብዓት ኣርእዩ፧ (ኤር. 27:12-14፣ 28:15-17፣ 37:6-10) ሰባት ንመልእኽቱ ምስ ሰምዑኸ፡ እንታይ ምላሽ እዮም ሂቦም፧—ኤር. 37:15, 16።

ኣዕሚቝካ ዅዓት። ንኤርምያስ እንታይ ጸቕጢ እዩ ኣጋጢምዎ፧ (jr 26-27 ¶20-22) ብዛዕባ ናይ ጥንቲ መዕቘሪታት ማይ ዚከኣለካ ኽትፈልጥ ጽዓር። (w11 1/1 19 ¶1-4፣ w08 1/6 15፡ ሳጹን) ንኤርምያስ ናብ መዕቘር ማይ ምስ ኣእተውዎ እሞ ብጭቃ ምስ ተዋሕጠ፡ ከመይ እተሰምዖ ይመስለካ፧ ዔቤድ-ሜሌክ እንታይ ዜፍርህ ነገር እዩ ኺሰግር ነይርዎ፧—w12 1/5 31 ¶2-3።

ትምህርቲ ርኸብ። ንርእስኻ ኸምዚ ኢልካ ሕተት፦

  • ‘እዚ ዛንታ እዚ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ንእሙናት ኣገልገልቱ ዜዕቍበሉ መገዲ እንታይ ይምህረኒ፧’ (መዝ. 97:10፣ ኤር. 39:15-18)

  • ‘ኣብ ምንታይ ኵነታት እየ ትብዓት ከርኢ ዘሎኒ፧’

  • ‘ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ክኸውን ከለኹ፡ ከመይ ገይረ እየ ቕኑዕ ንምግባር ዜኽእለኒ ትብዓት ከርኢ ዝኽእል፧’ (w11 1/3 30)a

a ብዛዕባ ፕሮጀክትታት መጽናዕቲ፡ ኣብ ናይ ሓምለ 2023 ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ ዝወጸት “ምኽሪ መጽናዕቲ” ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ