ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 14
  • ኵሉ ይሕደስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኵሉ ይሕደስ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ንዅሉ እሕድሶ ኣለኹ”
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንኣምላኽ ውፉያት ኢና
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • የሆዋ እዩ ንጉስና!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • የሆዋ እዩ ንጉስና!
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 14

መዝሙር 14

ኵሉ ይሕደስ

(ራእይ 21:1-5)

1. ኣምላኽ ግዝኣቱ ኣብ ሰማይ ጀሚሩ፡

ወዱ ነጊሱ ብዓብዪ ኽብሩ፣

ኣብ ሰማይ፡ ኣብ ውግእ ተዓዊቱ፡

ምድሪ ትጽበ’ላ በረኸቱ።

(ኣዝማች)

ድንኳን ኣምላኽ ምስ ሰብ ’ኸውን፡

ኰይኑ ምስኦም ንሱ እውን።

ቃንዛ፡ ብኽያት ፈጺሙ የለን፡

ጓሂ ኸምኡውን ሞት ኣይህሉን፣

ኣምላኽ ‘ኵሉ ኸሐድስ’የ’ ኢሉ፡

እዚ ሓቂ’ዩ እሙን።

2. መርዓት ’ቲ ገንሸል ሓዳስ የሩሳሌም፡

ከተንጸባርቕ ይርኣዩ ዅሎም፣

ተሰሊማ’ያ ብኽቡር ኣእማን፡

የሆዋ ጥራይ’ዩ ናታ ብርሃን።

(ኣዝማች)

ድንኳን ኣምላኽ ምስ ሰብ ’ኸውን፡

ኰይኑ ምስኦም ንሱ እውን።

ቃንዛ፡ ብኽያት ፈጺሙ የለን፡

ጓሂ ኸምኡውን ሞት ኣይህሉን፣

ኣምላኽ ‘ኵሉ ኸሐድስ’የ’ ኢሉ፡

እዚ ሓቂ’ዩ እሙን።

3. እዛ ኸተማ ተምጽእ’ያ ባህታ፡

ኵሉ ሳዕ ክፉት’ዩ ደጌታታ፣

ኵሉ ይመላለስ ብብርሃና፡

ባሮት ኣምላኽ ጹሩ ናታ ፋና።

(ኣዝማች)

ድንኳን ኣምላኽ ምስ ሰብ ’ኸውን፡

ኰይኑ ምስኦም ንሱ እውን።

ቃንዛ፡ ብኽያት ፈጺሙ የለን፡

ጓሂ ኸምኡውን ሞት ኣይህሉን፣

ኣምላኽ ‘ኵሉ ኸሐድስ’የ’ ኢሉ፡

እዚ ሓቂ’ዩ እሙን።

(ማቴ. 16:3፣ ራእ. 12:7-9፣ 21:23-25 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ