ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 50
  • ኣብነት ፍቕሪ ኣምላኽ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብነት ፍቕሪ ኣምላኽ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ፍቕሪ ኣምላኽ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ፍቕርኻ ኽትዝሕል ኣይትሕደጋ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ነቲ ዜፍቅረካ ኣምላኽ ኣፍቅሮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • “ብፍቕሪ ተመላለሱ”
    ንየሆዋ ቕረቦ
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 50

መዝሙር 50

ኣብነት ፍቕሪ ኣምላኽ

(1 ዮሃንስ 4:19)

1. የሆዋ ኣምላኽ ፍቕሩ ኣርእዩና፡

ንዓና፡

ኵልና፣

ንዓና ሓልዩ፡ መታን ኪሰትረና፡

ካብ ውድቀትና፡

ካብ ውድቀትና፣

መገዲ ኣምላኽ፡ ንዑ ስዓብዋ፣

ቅንዕቲ እያ፡ ሰናይ መሊእዋ፣

ሰላም፡ ሓድነት፡ ስኒትውን ዘለዋ፣

ፍቕሪ እያ

መገዲ ኣምላኽ።

2. ብመገዲ ያህ፡ ’ተ ተመላሊስና፡

ነፍቅር

ሓውና፣

ንሓድሕድናውን ንተሓላለ’ና፡

ብተግባርና፡

ብተግባርና፣

ንእሽቶ ጌጋ ንሓልፎ ብይቕረ፣

ፍቕሪ ነርኢ፡ ካብ ወርቂ ትሕረ፣

ነቦ ንመስሎ፡ ኵሉ ዝፈጠረ፣

ነርኢ ፍቕሪ፡

ናይ ሓቂ ፍቕሪ።

3. ፍቕሪ ኣምላኽና ንኸነገልግሎ

ትድርኽ፡

ትድርኽ፣

ውፉያት ኢና፡ ካብ ውሽጢ ልብና፡

ውዳሰኡ

ንኽንሰብኽ፣

ንዅሎም ሰባት ሃየ ስሙ ንንገር፣

ሓቂ ይፍለጡ፡ ከም ሓቒቕ ይነጽር፣

ኣገልግሎትና ኣብ ልቢ ነሕድር፣

’ዛ ፍቕሪ’ያ፡

ናይ ሓቂ ፍቕሪ።

(ሮሜ 12:10፣ ኤፌ. 4:3፣ 2 ጴጥ. 1:7 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ