ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥሪ ገጽ 4
  • ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ድለዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ድለዩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣቡነ ዘበሰማያት ንዓኻ እንታይ ትርጕም ኣለዋ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • የሆዋ ነቲ መዓልታዊ ዘድልየና ነገራት የማልኣልና
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • ብኸመይ ኢና እንጽሊ፧ ንጸሎት ኣቡነ ዘበሰማያት ብምድጋም ድዩ፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ‘ጐይታይ: ምጽላይ ምሃረና’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥሪ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 6-7

ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ድለዩ

የሱስ ኣብታ ኣብነት እትዀነና ጸሎት፡ ብቐዳምነት ኬገድሰና ዘለዎ ምስ ዕላማ የሆዋ ዚተሓሓዝ ነገራትን መንግስቲ ኣምላኽን ምዃኑ ሓቢሩ እዩ።

6:9-13

  • የሱስ ኣብ ሰማያዊ ዝፋኑ

    ስም ኣምላኽ

    መንግስቲ ኣምላኽ

    ፍቓድ ኣምላኽ

  • እንጌራ

    ናይ ዕለት እንጌራ

    ሕድገት ሓጢኣት

    ካብ ፈተና ምድሓን

ምስ መንግስቲ ኣምላኽ ዚተሓሓዝ ክጽልየሉ ዝኽእል ገለ ነገራት፦

  • ዕዮ ስብከት ኬስፋሕፍሕ

  • መንፈስ ኣምላኽ መስጐጕቲ ንዜጋጥሞም ዘሎ ኣሕዋት ኪድግፎም

  • ኣምላኽ ንሓደ ቲኦክራስያዊ ዕዮ ህንጸት ወይ ንወፈራታት ስብከት ኪባርኾ

  • እቶም ዚመርሑና ጥበብን ብርታዐን ኣምላኽ ኪረኽቡ

  • ካልእ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ