ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥሪ ገጽ 4
  • 15-21ጥሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 15-21ጥሪ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥሪ ገጽ 4

15-21 ጥሪ

ማቴዎስ 6-7

  • መዝሙር 21ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ድለዩ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማቴ 6:10—መንግስቲ ኣምላኽ ኣብታ ኣብነት እትዀነና ጸሎት ካብ እተጠቕሰ ቐዳሞት ነገራት ሓንቲ እያ፣እዚ ድማ ኣዝያ ኣገዳሲት ከምዝዀነት የርኢ (bhs 178 ¶12)

    • ማቴ 6:24—ንኣምላኽን “ንገንዘብን” ክንግዛእ ኣይንኽእልን (“ኪግዛእ” nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 6:24)

    • ማቴ 6:33—የሆዋ ነቶም ረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ህይወቶም ቀዳምነት ዚህቡ ሰባት፡ ዜድልዮም ነገራት የማልኣሎም (“ብቐጻሊ ድለዩ፡” “መንግስቲ ኣምላኽ፡” “ጽድቁ” nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 6:33)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 7:12—ንኣገልግሎት ዚኸውን መእተዊታት ክንዳሎ ኸለና፡ ነዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ግብሪ ኸነውዕላ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (w14 15/5 14-15 ¶14-16)

    • ማቴ 7:28, 29—እቶም ህዝቢ ብኣመሃህራ የሱስ ከመይ ተሰምዖም፧ ስለምንታይከ፧ (“ተገረሙ፡” “ብኣመሃህራኡ፡” “ከም ጸሓፍቶም ዘይኰነስ” nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 7:28, 29)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 6:1-18

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ኣቐዲምካ ዘዘራረብካዮ ሰብ ኣብ ቤቱ እኳ እንተ ዘይረኸብካዮ፡ ዘመዱ ማዕጾ ይኸፍተልካ።

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 118

  • “ኣይትጨነቑ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ካብ ስእላዊ ዘረባ የሱስ ዚርከብ ትምህርቲ—ንኣዕዋፍ ሰማይን ንዕምባባታትን ተመልከቱ ዘርእስታ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 6 ሕ.ጽ. 16-24፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 22ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ