ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መስከረም ገጽ 7
  • ንቝጠባዊ ጸገማት ብምትእምማን ተዋጽኣሉ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንቝጠባዊ ጸገማት ብምትእምማን ተዋጽኣሉ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ኣምላኽካ ኣኽቢሩ ይርእየካ እዩ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
  • ብተጻዋርነት ተሃንጢና ንጽበ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • እምነትካ ኽሳዕ ክንደይ እያ ድልድልቲ ኽትከውን፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • ንነብያት ከም ኣርኣያ ጌርኩም ርኣይዎም—ኣንባቆም
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መስከረም ገጽ 7
ካብ “ዚጻወር ቤት ህነጽ—‘በቲ ዘሎካ ዕገብ’” ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ ስእልታት። ስእልታት፦ 1. ኣንኬል መጽሓፍ ቅዱስ የንብብ። 2. ለስተርን ሰበይቱን መጽሓፍ ቅዱስ የንብቡ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ንቝጠባዊ ጸገማት ብምትእምማን ተዋጽኣሉ

ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ህይወት ብጸገም ዝመልአት እያ። ናብ መወዳእታ እዚ ስርዓት እዚ ብዝቐረብና መጠን፡ ጸገማት እናወሰኸ ኸም ዚኸይድ ርግጽ እዩ። ሓድሓደ ግዜ፡ ናይ እተፈላለየ ነገራት ሕጽረት ኬጋጥመና ይኽእል እዩ። (ኣን 3:16-18) ንቝጠባዊ ጸገማት ብምትእምማን ክንዋጽኣሉ ኺሕግዘና ዚኽእል እንታይ እዩ፧ ወትሩ ብኣምላኽና የሆዋ ኽንተኣማመን ኣሎና። ንኣገልግሎቱ ኸም ዚከናኸን ቃል ኣትዩ እዩ፣ ኣብ እተፈላለየ ዅነታት ዜድልየና ኼማልኣልና እውን ይኽእል እዩ።—መዝ 37:18, 19፣ እብ 13:5, 6።

ክትገብሮ እትኽእል፦

  • የሆዋ መምርሕን ጥበብን ደገፍን ኪህበካ ለምኖ።—መዝ 62:8

  • ቅድሚ ሕጂ ሰሪሕካዮ ዘይትፈልጥ ስራሕ ክትሰርሕ ፍቓደኛ ኹን።—g-E 1/10 8-9፡ ሳጹን

  • ንጽቡቕ መንፈሳዊ ልማዳትካ ዓቅቦ፣ እዚ ኸኣ፡ መዓልታዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣኼባታት ጉባኤ ምእካብ፡ ኣብ ኣገልግሎት ምስታፍ የጠቓልል

ነታ ዚጻወር ቤት ህነጽ—‘በቲ ዘሎካ ዕገብ’ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ገሊአን ስድራ ቤታት እንታይ ጸገማት እዩ ኣጋጢምወን፧

  • ኣብ ህይወት እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገር እንታይ እዩ፧

  • ቍጠባዊ ጸገማት ንዘጋጠሞም ክንሕግዞም እንኸእል ብኸመይ ኢና፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ