ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w23 መስከረም ገጽ 32
  • ምኽሪ ምርምር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምኽሪ ምርምር
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንጥፈታት ቈልዑ
  • ኣብ ኣገልግሎትካ ንjw.org ተጠቐመሉ—“ዓርኪ የሆዋ ኹን”
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንወብ ሳይትና ተጠቒምካ ንደቅኻ ምሃሮም
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንመዓልታዊ ህይወትካ ዚኸውን ጥበብ ኣብ JW.ORG ድለ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ኣኽብሮት ንስድራ ቤት ኣበይ ጠፊኡ፧
    ንቕሑ!—2024
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
w23 መስከረም ገጽ 32

ምኽሪ ምርምር

ንጥፈታት ቈልዑ

ወለዲ ንደቆም ብዛዕባ የሆዋ ናይ ምምሃር ከቢድ ሓላፍነት ኣለዎም። (ኤፌ. 6:4) ውድብ የሆዋ ንወለዲ ንምሕጋዝ፡ በብዓይነቱ ናውቲ ኣዳልያ ኣላ። እሞ ደኣ ነዚ ናውቲ እዚ ንደቅኻ ንምስልጣን ብኸመይ ክትጥቀመሉ ትኽእል፧

  • ነቲ ናውቲ ርኸቦ። ኵሉ እቲ ንቘልዑ ወይ ንመንእሰያት ተባሂሉ ዚዳሎ ነገራት፡ እንተላይ ቪድዮታትን ብጽሑፍ ዚዕየ ንጥፈታትን ኣብ JW.ORG ይርከብ እዩ።a ነዚ ንምርካብ፡ ኣብቲ መድለዪ፡ “ቈልዑ” ወይ “መንእሰያት” ኢልካ ድለ።

  • ንውሉድካ ዚኸውን ምረጽ። እቲ ኣብ ትሕቲ እቲ “ቈልዑ” ዚብል ክፋል ዝወጸ ነገራት፡ ንውሉድካ ዚኸውን ንጥፈታት ክትሓሪ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ። ነዚ ንምርካብ፡ “ፕሮጀክት ኣምልኾ ስድራ ቤት” ኢልካ ድለ።

  • ምስ ደቅኻ ግዜ ኣሕልፍ። ቪድዮታትና ወይ ንጥፈታትና ንደቅኻ ኸም መትሓዚ ግዜ ጥራይ ጌርካ ኣይትጠቐመሉ። ኣብ ክንዳኡስ፡ ብእኡ ጌርካ ምስ ደቅኻ ተመያየጥ፡ ምስ የሆዋ ዕርክነት ኪሃንጹ እውን ሓግዞም።

a ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ JW Library® ኵሉ እቲ ንቘልዑን ንመንእሰያትን ዚኸውን ቪድዮታት እኳ እንተሎ፡ ካብ ንጥፈታት ግና እተወሰነ ጥራይ እዩ ዘሎ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ