ሉቃስ
ትሕዝቶ
-
ነቶም ዓሰርተው ክልተ ብዛዕባ ኣገልግሎት ትእዛዝ ተዋህቦም (1-6)
ሄሮድስ ብየሱስ ደንጸዎ (7-9)
የሱስ ን5,000 መገበ (10-17)
ጴጥሮስ፡ ‘ንስኻ ክርስቶስ ኢኻ’ በለ (18-20)
የሱስ ከም ዚመውት ነገሮም (21, 22)
ናይ ሓቂ ወደ መዝሙር ዚገብሮ ነገር (23-27)
ምልዋጥ የሱስ (28-36)
ጋኔን ዝሓዞ ወዲ ሓወየ (37-43ሀ)
የሱስ ከም ዚመውት መሊሱ ነገሮም (43ለ-45)
ደቀ መዛሙርቲ መኖም ከም ዚዓቢ ተኻትዑ (46-48)
ዘይጻረረና ዘበለ ምሳና እዩ (49, 50)
ነበርቲ ሓንቲ ቝሸት ሳምራውያን ንየሱስ ኣይተቐበልዎን (51-56)
ንየሱስ ዚስዕቦ ሰብ ኪገብሮ ዚግባእ ነገር (57-62)
-
ካህናት ንየሱስ ኪቐትልዎ ውዲት ኣለሙ (1-6)
ንናይ መወዳእታ ፋስጋ እተገብረ ምድላዋት (7-13)
ምቛም ድራር ጐይታ (14-20)
‘ኢድ እቲ ኣሕሊፉ ዚህበኒ፡ ኣብ መኣዲ ምሳይ እንሃ’ (21-23)
መኖም ከም ዚዓቢ እተላዕለ ብርቱዕ ክርክር (24-27)
የሱስ ዝኣተዎ ኺዳን መንግስቲ (28-30)
ጴጥሮስ ከም ዚኽሕድ ተነግረ (31-34)
ኪዳለዉ ኸም ዚግባእ ተነግሮም፣ ክልተ ሰይፊ (35-38)
የሱስ ኣብ ደብረ ዘይቲ ዝጸለዮ ጸሎት (39-46)
የሱስ ተታሕዘ (47-53)
ጴጥሮስ ንየሱስ ከሓዶ (54-62)
ንየሱስ ኣላገጹሉ (63-65)
ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ እተገብረ መስርሕ ፍርዲ (66-71)