ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መሃልየ መሃልይ 1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መሃልየ መሃልይ—ትሕዝቶ

    • እታ ሹላማዊት ኣብ ሰፈር ንጉስ ሰሎሞን (1:1–3:5)

        • መሃልየ መሃልይ (1)

        • ጓል (2-7)

        • ኣዋልድ የሩሳሌም (8)

        • ንጉስ (9-11)

          • “ስልማት ወርቂ ኽንገብረልኪ ኢና” (11)

        • ጓል (12-14)

          • ‘ፍቱወይ ከም ምዑዝ ቍጻር ከርበ እዩ’ (13)

        • ጓሳ (15)

          • “ፍቕርተየ፡ ጽብቕቲ ኢኺ”

        • ጓል (16, 17)

          • ‘ፍቱወየ፡ ጽቡቕ ኢኻ’ (16)

መሃልየ መሃልይ 1:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መዝሙር መዝሙራት፣ ብሉጽ መዝሙር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 4:29, 32

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2006፡ ገጽ 17

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 2ዜና-ኢሳ፡ ገጽ 27-28

መሃልየ መሃልይ 1:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሃ 4:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2015፡ ገጽ 30-31

    15/11/2006፡ ገጽ 18

መሃልየ መሃልይ 1:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 27:9፣ መክ 9:8፣ መሃ 5:5
  • +መክ 7:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2015፡ ገጽ 30-31

    15/11/2006፡ ገጽ 18

መሃልየ መሃልይ 1:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደድሕሬኻ ስሓበኒ።”

  • *

    ወይ፡ “ንጸብጽብ።”

  • *

    ማለት፡ እተን ኣዋልድ።

መሃልየ መሃልይ 1:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 120:5፣ ህዝ 27:21
  • +ዘጸ 36:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2006፡ ገጽ 18

መሃልየ መሃልይ 1:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2015፡ ገጽ 32

መሃልየ መሃልይ 1:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣታ ነፍሰይ እተፍቅረካ።”

  • *

    ወይ፡ “ብናይ ሓዘን መጐልበቢ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሃ 6:3

መሃልየ መሃልይ 1:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ባዝራይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 10:28፣ 2ዜና 1:16, 17፣ መሃ 6:4

መሃልየ መሃልይ 1:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ መንጎ ቝኖ ጸጕርኺ።”

መሃልየ መሃልይ 1:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ናርዶሰይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሃ 4:13, 14

መሃልየ መሃልይ 1:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 30:23, 25፣ ኣስ 2:12፣ መዝ 45:8፣ መሃ 4:6፣ 5:13

መሃልየ መሃልይ 1:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:20, 62፣ 1ሳሙ 23:29፣ 2ዜና 20:2
  • +መሃ 4:13

መሃልየ መሃልይ 1:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሃ 4:1፣ 5:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2006፡ ገጽ 18

መሃልየ መሃልይ 1:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሃ 5:10

መሃልየ መሃልይ 1:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዓብዪ ቤትና።”

  • *

    ወይ፡ “ተርሚን።”

ሓፈሻዊ

መሃ. 1:11ነገ 4:29, 32
መሃ. 1:2መሃ 4:10
መሃ. 1:3ምሳ 27:9፣ መክ 9:8፣ መሃ 5:5
መሃ. 1:3መክ 7:1
መሃ. 1:5መዝ 120:5፣ ህዝ 27:21
መሃ. 1:5ዘጸ 36:14
መሃ. 1:7መሃ 6:3
መሃ. 1:91ነገ 10:28፣ 2ዜና 1:16, 17፣ መሃ 6:4
መሃ. 1:12መሃ 4:13, 14
መሃ. 1:13ዘጸ 30:23, 25፣ ኣስ 2:12፣ መዝ 45:8፣ መሃ 4:6፣ 5:13
መሃ. 1:14እያ 15:20, 62፣ 1ሳሙ 23:29፣ 2ዜና 20:2
መሃ. 1:14መሃ 4:13
መሃ. 1:15መሃ 4:1፣ 5:2
መሃ. 1:16መሃ 5:10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መሃልየ መሃልይ 1:1-17

መሃልየ መሃልይ

1 ናይ ሰሎሞን መሃልየ መሃልይ፦*+

 2 “ብምስዓም ኣፉ ይስዓመኒ፣

መግለጺ ፍትወትካሲ ኻብ ወይኒ ይጥዕም።+

 3 መዓዛ ዘይትኻ ባህ ዜብል እዩ።+

ስምካ ኸም ዝፈሰሰ ምዑዝ ዘይቲ እዩ።+

ስለዚ እየን ኣዋልድ ዜፍቅራኻ።

 4 ምሳኻ ውሰደኒ፣* ንጕየ።

ንጉስ ናብ ውሽጣዊ ኽፍልታቱ ኣምጺኡኒ!

ብኣኻ ንተሓጐስን ባህ ይበለናን።

ሓለፋ ወይንስ መግለጺ ፍትወትካ ንወድስ።*

ንሳተን* ኬፍቅራኻስ ሓቀን እየን።

 5 ኣትን ኣዋልድ የሩሳሌም፡ ኣነስ ጸላም እየ፣

ግናኸ፡ ከም ድንኳናት ቄዳር፡+ ከም ዓለባ ድንኳናት+ ሰሎሞን ምጭውቲ እየ።

 6 ጸሓይ ኣሕሪራትኒ እያ እሞ፡

ጸላም ስለ ዝዀንኩ፡ ኣይትጠምቱኒ።

ደቂ ኣደይ ተቘጢዖምኒ፣

ሓላዊት ኣታኽልቲ ወይኒ ገይሮምኒ፣

ናተይ ኣታኽልቲ ወይኒ ግና ኣይሓሎኹን።

 7 ኣታ ዘፍቅረካ፡*

ንመጓሰኻ ኣበይ ከም እትጓሲ፡+

ቀትሪ ኣበይ ከም እተዕርፈን ንገረኒ።

ስለምንታይከ ኣብ መንጎ መጓሰ ብጾትካ

ብመጐልበቢ* ኸም እተጐልበበት ዝኸውን፧”

 8 “ኣቲ ኻብ ኣንስቲ ዝጸበቕኪ፡

ኪዲ ኣሰር መጓሰ ስዓቢ፣

መሓስእኪ ድማ ኣብ ጥቓ ድንኳናት ጓሶት ጓስዪ።”

 9 “ፍቕርተየ፡ ኣብ መንጎ ሰረገላታት ፈርኦን ብዘላ ባዝራ* እየ ዝምስለኪ።+

10 መዓጕርትኺ ምስ ስልማት* ምጩዋት እየን፣

ክሳድኪ ምስ ድሪ ኣዕናቝ እውን ከምኡ እዩ።

11 ጌጽ ብሩር ዘለዎ

ስልማት ወርቂ ኽንገብረልኪ ኢና።”

12 “ንጉስ ኣብ መኣዱ ተቐሚጡ ኸሎ፡

ሽቶይ*+ መዓዛኡ ይህብ።

13 ፍቱወይ ንዓይ ከም ምዑዝ ቍጻር ከርበ እዩ፣+

ኣብ መንጎ ኣጥባተይ ድማ ይሓድር።

14 ፍቱወይ ንዓይ፡ ኣብ መንጎ ኣታኽልቲ ወይኒ ዔን-ገዲ፡+

ከም ዘለላ ሒና እዩ።”+

15 “እነኺ፡ ፍቕርተየ፡ ጽብቕቲ ኢኺ።

እነኺ፡ ጽብቕቲ ኢኺ። ኣዒንትኺ ኸም ናይ ረገቢት እየን።”+

16 “እነኻ፡ ፍቱወየ፡ ጽቡቕን ደስ እተብልን ኢኻ።+

ዓራትና ኣብ መንጎ ለምለም እዩ።

17 ኣግማል ቤትና* ቄድሮሳት፡

ሰርወታትና ኸኣ ኣእዋም ጽሕዲ* እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ