ዓርቢ
“የሆዋ ንህዝቡ ብሰላም ኪባርኾ እዩ”—መዝሙር 29:11
ቅድሚ ቐትሪ
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
9:30 መዝሙር ቍ. 86ን ጸሎትን
9:40 መደረ ኣቦ መንበር፦ የሆዋ “እቲ ሰላም ዚህብ ኣምላኽ” እዩ (ሮሜ 15:33፣ ፊልጲ 4:6, 7)
10:10 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ፍቕሪ ናብ ናይ ሓቂ ሰላም ብኸመይ ይመርሕ፧
• ፍቕሪ ንኣምላኽ (ማቴዎስ 22:37, 38፣ ሮሜ 12:17-19)
• ፍቕሪ ንብጻይ (ማቴዎስ 22:39፣ ሮሜ 13:8-10)
• ፍቕሪ ንቓል ኣምላኽ (መዝሙር 119:165, 167, 168)
11:05 መዝሙር ቍ. 24ን ምልክታታትን
11:15 ድራማዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ያእቆብ—ፈታው ሰላም (ዘፍጥረት 26:12–33:11)
11:45 ‘ውጽኢት ናይ ሓቂ ጽድቅስ ሰላም እዩ’ (ኢሳይያስ 32:17፣ 60:21, 22)
12:15 መዝሙር ቍ. 97ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
1:45 መዝሙር ቍ. 144
1:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ በቲ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ተስፋታት ሰላም ደስ ይበልኩም
• “ገላዎይ ኪበልዑ፡ . . . ገላዎይ ኪሰትዩ” (ኢሳይያስ 65:13, 14)
• “ኣባይቲ ኺሃንጹን . . . ኣታኽልቲ ወይኒ ኺተኽሉን” (ኢሳይያስ 65:21-23)
• “ተዅላን ዕየትን ብሓደ ኺበልዑ እዮም” (ኢሳይያስ 11:6-9፣ 65:25)
• “ካብቶም ነበርቲ ሓደ እኳ፡ ‘ሓሚመ’ ኣይኪብልን እዩ” (ኢሳይያስ 33:24፣ 35:5, 6)
• “ንሞት ንዘለኣለም ኪውሕጦ እዩ” (ኢሳይያስ 25:7, 8)
2:50 መዝሙር ቍ. 35ን ምልክታታትን
3:00 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ነቲ ናብ ናይ ስድራ ቤት ሰላም ዚመርሕ ፍኖተ ካርታ ስዓቡ
• ተፋቐሩን ተኻባበሩን (ሮሜ 12:10)
• ናይ ምዝርራብ ክእለትኩም ኣመሓይሹ (ኤፌሶን 5:15, 16)
• ተሳኒኹም ዕየዩ (ማቴዎስ 19:6)
• ንየሆዋ ብሓባር ኣምልኽዎ (እያሱ 24:15)
3:55 ነቲ “መስፍን ሰላም” ብተኣማንነት ደግፍዎ (ኢሳይያስ 9:6, 7፣ ቲቶስ 3:1, 2)
4:15 ብናይ ሓሶት ሰላም ኣይትታለሉ! (ማቴዎስ 4:1-11፣ ዮሃንስ 14:27፣ 1 ተሰሎንቄ 5:2, 3)
4:50 መዝሙር ቍ. 112ን መዕጸዊ ጸሎትን