ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm22 ገጽ 4-5
  • ቀዳም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቀዳም
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2022
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2022
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2022
CO-pgm22 ገጽ 4-5
ሰማያውን ቀጠልያን ዝሕብሩ ቕርጽታት።

ቀዳም

“ብዘይ ርስሓትን ብዘይ ኣበርን ኴንኩምብሰላም . . . ክትርከቡ ተጋደሉ”​—2 ጴጥሮስ 3:14

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 58​ን ጸሎትን

  • 9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ “ብስራት ሰላም” ንምብሳር ድሉዋት ኩኑ

    • • ቅንኣትኩም ዓቅቡ (ሮሜ 1:14, 15)

    • • ኣጸቢቕኩም ተዳለዉ (2 ጢሞቴዎስ 2:15)

    • • ተበግሶ ውሰዱ (ዮሃንስ 4:6, 7, 9, 25, 26)

    • • ንግዱሳት ተኸታቲልኩም ሓግዝዎም (1 ቈረንቶስ 3:6)

    • • ንተምሃሮ ናብ ብስለት ኪበጽሑ ደግፍዎም (እብራውያን 6:1)

  • 10:40 ኣቱም መንእሰያት፡ መገዲ ሰላም ሕረዩ! (ማቴዎስ 6:33፣ ሉቃስ 7:35፣ ያእቆብ 1:4)

  • 11:00 መዝሙር ቍ. 135​ን ምልክታታትን

  • 11:10 ቪድዮ፦ ኣሕዋትና ሰላም ረኺቦም ኣለዉ

    • • ተቓውሞ እናሃለወ

    • • ሕማም እናሃለወ

    • • ቍጠባዊ ጸገማት እናሃለወ

    • • ባህርያዊ ሓደጋ እናሃለወ

  • 11:45 ጥምቀት፦ ብ“መገዲ ሰላም” ተመላለሱ (ሉቃስ 1:79፣ 2 ቈረንቶስ 4:16-18፣ 13:11)

  • 12:15 መዝሙር ቍ. 54​ን ዕረፍትን

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:45 መዝሙር ቍ. 29

  • 1:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ሰላም ዚዘርግ ባህርያት ‘ቀንጥጡ’

    • • ዘይግቡእ ትምክሕቲ (ኤፌሶን 4:22፣ 1 ቈረንቶስ 4:7)

    • • ቅንኢ (ፊልጲ 2:3, 4)

    • • ምትላል (ኤፌሶን 4:25)

    • • ሃሳዪ ወረ (ምሳሌ 15:28)

    • • ካብ ቍጽጽር ወጻኢ ዝዀነ ቝጥዓ (ያእቆብ 1:19)

  • 2:45 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ የሆዋ ብመገዲ ሰላም ይመርሓና—1ይ ክፋል (ኢሳይያስ 48:17, 18)

  • 3:15 መዝሙር ቍ. 130​ን ምልክታታትን

  • 3:25 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ‘ንሰላም ድለይዋ፡ ስዓብዋ እውን’

    • • ንዅራ ብዘይምህዋኽ (ምሳሌ 19:11፣ መክብብ 7:9፣ 1 ጴጥሮስ 3:11)

    • • ይቕረታ ብምሕታት (ማቴዎስ 5:23, 24፣ ግብሪ ሃዋርያት 23:3-5)

    • • ብናጻ ይቕረ ብምባል (ቈሎሴ 3:13)

    • • ንውህበት ዘረባና ብጥበብ ብምጥቃም (ምሳሌ 12:18፣ 18:21)

  • 4:15 ‘ንማእሰር ሰላምና’ ንሓልዎ! (ኤፌሶን 4:1-6)

  • 4:50 መዝሙር ቍ. 113​ን መዕጸዊ ጸሎት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ