ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/99 ገጽ 3
  • ቲኦክራሲያዊ ዜና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቲኦክራሲያዊ ዜና
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1999
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ቡልጋርያ እተገብረ ፍሉይ ወፈራ ተዓዊቱ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ካብ 16 ጥቅምቲ ኽሳዕ 12 ሕዳር ዚካየድ ፍሉይ ወፈራ!
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
  • ኣብ ፈረንሳ ዝርከቡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነቲ ሓቂ ኣቃሊዖም
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
  • ዜና መንግስቲ ቍ. 35 ሰፊሕ ዝርጋሐ ከም እትረክብ ግበር
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1997
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1999
km 2/99 ገጽ 3

ቲኦክራሲያዊ ዜና

◼ ኣብ ቡልጋርያ ዝርከቡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብ7 ጥቅምቲ 1998 ብወግዒ ብምምዝጋብ ሕጋዊ ተፈላጥነት ረኺቦም። ከምዚ ዝኣመሰለ ለውጢ ስለ እተራእየ ንሕና እውን ምስቶም ኣብኡ ዝርከቡ 946 ኣስፋሕቲ ኴንና ንየሆዋ ነመስግኖ።

◼ ብ12 ጥቅምቲ 1998 መንግስቲ ላትቪያ ካብተን ኣብታ ሃገር ዝርከባ 21 ጉባኤታት ነተን ናይ መጀመርታ 2 ጉባኤታት ክምዝገባ ፈቒዱለን።

◼ ኣብ ፈረንሳ ምጽራር እኳ እንተ ሃለወ: እቶም ኣብኡ ዘለዉ ኣሕዋት ብዘይምቍራጽ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ይሰብኩ ኣለዉ። ንኣቓልቦ ናይ ሰባት ናብ መጽሓፍ ቅዱስ ንምስሓብ ኣብ ሕዳርን ታሕሳስን ኣብ እተገብረ ወፈራ ነታ ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ እትበሃል ብሮሹር ኣብ ምዕዳል ዘተኰረ ነበረ። 50 ዝዀኑ ቤትኤላውያን ኣብ ዕዮ ሕትመትን ጽሑፋት ምልኣኽን ምእንቲ ክሕግዙ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ክኸዱ ከለዉ: እቶም ዝተረፉ 250 ኣባላት ስድራ ቤትኤል ፈረንሳን ኣብ ግራት ኣገልግሎት ተጸሚዶም ዘለዉ ካልኦት ኣሕዋትን ግን ኣብ ትሕቲ ህዱእ ሃዋሁ ብሓጐስ ምግልጋል ይቕጽሉ ኣለዉ።

◼ እዚ ዝስዕብ ኣደራሻት መንግስቲ ኣብዚ ቐረባ እዋን ንየሆዋ ተወፍዩ:- ኣለታ ወንዶ: ኣዋሳ: ደሴ: ጊንጪ: ሻሸመኔ: ሲባጫሮ: ወሊሶ: ይርጋለም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ