19 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
19 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ሳሙኤል 23-25
ቍ. 1፦ 1 ሳሙኤል 23:1-12
ቍ. 2፦ td 24ለ ቍርባን ቅዱስ ጽሑፋዊ ኣይኰነን
ቍ. 3፦ ልግሲ ዓስቢ ዘለዎ ስለምንታይ እዩ፧ (ምሳ. 11:25)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
15 ደቒቕ፦ “ካልኦት ካባኻ እንታይ ይመሃሩ፧” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ።
15 ደቒቕ፦ ሳጹን ሕቶ። ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ጥቕስታት ኪንበብን ምይይጥ ኪግበረሉን ኣለዎ።