ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/11 ገጽ 7
  • መደብ 31 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 31 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 31 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 1/11 ገጽ 7

መደብ 31 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

31 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 30⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 16 ሕ.ጽ. 9-14፡ ኣብ ገጽ 192-193 ዘላ ሳጹን (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ነህምያ 1-4 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ነህምያ 2:11-20 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ድያብሎስ ዘይርአ ገዛኢ እዛ ዓለም እዚኣ እዩ—td 40ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ነቲ ኣብ ማቴዎስ 22:21 ዚርከብ ቃላት የሱስ እንእዘዘሉ መገድታት (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 52

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

20 ደቒቕ፦ “ንስድራ ቤታት ዚኸውን ሓገዝ”—2ይ ክፋል። (ሕጡብ ጽሑፍ 7-13) ሕቶታትን መልስታትን። ሰማዕቲ ንገለ ኻብቲ ኣብ ገጽ 6 ዘሎ ሓሳባት ኣብ ግብሪ ብምውዓሎም ስድራ ቤቶም ብኸመይ ከም እተጠቕመት ሓሳባት ኪህቡ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ “መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምር እትሕግዝ ሓዳስ ዓንቀጽ።” ሕቶታትን መልስታትን። ምይይጥ ቅድሚ ምጅማርካ፡ ናይ 1 ጥሪ 2011 ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ ሒዞም ንዘይመጹ ኣስፋሕቲ፡ ሓሓንቲ ቕዳሕ እታ መጽሔት ዓድሎም። በታ “ካብ ቃል ኣምላኽ ተምሃር—ካብ ኣምላኽ ክትመሃር ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧” እትብል ዓንቀጽ ጌርካ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር ዜርኢ ሓደ ወይ ክልተ መርኣያታት ብምቕራብ ዛዝም።

መዝሙር 17⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ