መደብ 25 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
25 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 14ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cf ምዕ. 3 ሕ.ጽ. 20-24፡ ኣብ ገጽ 34 ዘላ ሳጹን (25 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራሲያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እዮብ 33-37 (10 ደቒቕ)
ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት (20 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት። “ካብ ዚኽዘን ተጠቐመሉ።” መደረ። ኣብ ጉባኤኹም እተኸዘነ ጽሑፋት እንተ ደኣ ኣልዩ፡ ንሰማዕቲ ሓብሮም።
30 ደቒቕ፦ “መንፈሳዊ በረኸት ዚርከበለን ሰለስተ መዓልትታት።” ሕቶታትን መልስታትን። “መዘኻኸሪታት ኣኼባ ኣውራጃ 2011” ተመያየጡሉ። ንሕጡብ ጽሑፍ 5 ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ ኣብታ ጉባኤ ወረቐት ዕድመ ብዛዕባ ምዕዳል እተገብረ መሰናድዎ ንኺገልጽ ንሓላው ኣገልግሎት ዓድሞ።
መዝሙር 20ን ጸሎትን