ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/11 ገጽ 3
  • መደብ 30 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 30 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 30 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 5/11 ገጽ 3

መደብ 30 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

30 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 33⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 5 ሕ.ጽ. 9-15 (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መዝሙር 26-33 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ መዝሙር 31:9-24 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ናይ ሓቂ ትሕትና ዘርኣዩ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዚርከቡ ኣብነታት (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ቍጽሮም ዘይተወሰነ “ኻልኦት ኣባጊዕ” ምድራዊ ህይወት ኪረኽቡ መብጽዓ ተኣትወሎም—td 2ሐ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 38

10 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ንናይ ቀረባ እዋን መጽሔታት እተዳለወ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት ተጠቒምካ፡ ኣብ ሰነ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ኵሎም ኣብዚ ዕዮ እዚ ኺካፈሉ ኣተባብዓዮም።

15 ደቒቕ፦ ምርምር ብኸመይ ተካይድ፧ ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 33-38 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ሓደ ኣስፋሒ ኣብ ኣገልግሎት ንዝቐረበሉ ሕቶ ንምምላስ፡ ንምርምር ዚሕግዝ ናውቲ እናተጠቕመ ምስ ነብሱ ኺዛረብ ከሎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ ኣብ ሰነ መጽሔታት ንምዕዳል ተዳሎ። ምይይጥ። ትሕዝቶ እተን መጽሔታት ኣብ ውሽጢ ሓደ ወይ ክልተ ደቓይቕ ግለጽ። ድሕሪኡ፡ ክልተ ወይ ሰለስተ ዓንቀጻት መሪጽካ ነተን ዓንቀጻት ንኼፋልጡ እንታይ ሕቶታትን ጥቕስታትን ኪጥቀሙ ኸም ዚኽእሉ ንሰማዕቲ ሕተቶም። ነፍሲ ወከፍ መጽሔት ብኸመይ ክትዕደል ከም እትኽእል ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 37⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ