መደብ 13 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
13 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 7ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cf ምዕ. 17 ሕ.ጽ. 16-20፡ ኣብ ገጽ 181 ዘላ ሳጹን (25 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኢሳይያስ 52-57 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ኢሳይያስ 56:1-12 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ካብቲ ጴጥሮስ ዘርኣዮ ተኣማንነት ክንጥቀም እንኽእል ብኸመይ ኢና፧—ዮሃ. 6:68, 69 (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ “ኣብ ኵለን ሃይማኖታት ጽቡቕ ኣሎ” ምባል ቅኑዕ ኣይኰነን—td 14ለ (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ናይ ምምሃር ክእለትካ ኣማዕብል—1ይ ክፋል። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 56፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኽሳዕ ገጽ 57፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2 ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።
10 ደቒቕ፦ ኣምላኽ የብቍል። (1 ቈረ. 3:6) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2011 (እንግሊዝኛ)፡ ኣብ ገጽ 55፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-2፡ ከምኡውን ኣብ ገጽ 138፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3-4 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ ኻብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።
10 ደቒቕ፦ “ኣገልግሎትካ ንምስፋሕ፡ ካብ ሕጂ መድብ።” ሕቶታትን መልስታትን። ንሕጡብ ጽሑፍ 3 ምስ ተመያየጥኩምላ፡ ኣብ መጋቢትን ሚያዝያን ግንቦትን ንኣገልግሎት ወፍሪ ዚምልከት፡ ኣብታ ጉባኤ እንታይ ምድላዋት ኪግበር ከም እተሓስበ ንኺገልጽ ንሓላው ኣገልግሎት ዓድሞ።
መዝሙር 16ን ጸሎትን