መደብ 17 መስከረም እትጅምር ሰሙን
17 መስከረም እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 49ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
bt ምዕ. 9 ¶19-24፡ ኣብ ገጽ 73 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ህዝቅኤል 46-48 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ህዝቅኤል 48:1-14 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ኣብ ኵሉ ነገራት ሓቀኛታት ክንከውን ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧—ኤፌ. 4:25, 28፣ 5:1 (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ኣብ ክርስቶስ እተሃንጸት መንፈሳዊት ቤተ-ክርስትያን—td 26ሀ (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
30 ደቒቕ፦ “መንእሰያት ዚሓትትዎ ሕቶታት—ንህይወተይ ኣብ ምንታይ መዓላ እየ ኸውዕላ፧ (1ይ ክፋል)” ሕቶታትን መልስታትን። ነቲ ኣብ መጀመርታን መወዳእታን ዚርከብ ሓሳብ ኣሕጽር ኣቢልካ ኸም መእተውን ከም መዛዘምን ጌርካ ተጠቐመሉ።
መዝሙር 41ን ጸሎትን