ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/12 ገጽ 3
  • መደብ 24 መስከረም እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 24 መስከረም እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 24 መስከረም እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 9/12 ገጽ 3

መደብ 24 መስከረም እትጅምር ሰሙን

24 መስከረም እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 45⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 10 ¶1-9፡ ኣብ ገጽ 79 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዳንኤል 1-3 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዳንኤል 2:17-30 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ እታ ቤተ-ክርስትያን ኣብ ጴጥሮስ ኣይተሃንጸትን—td 26ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ንመንፈስ ቅዱስ ንኸይነጕህዮ ብኸመይ ክንጥንቀቕ ንኽእል፧—ኤፌ. 4:30 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 1

30 ደቒቕ፦ “መንእሰያት ዚሓትትዎ ሕቶታት—ንህይወተይ ኣብ ምንታይ መዓላ እየ ኸውዕላ፧ (2ይ ክፋል)” ሕቶታትን መልስታትን። ኣብቲ ንሓደ ደቒቕ እትገብሮ መእተዊ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ 1ይ ክፋል እተሸፈነ ነጥብታት ድገሞ። ነቲ መንእሰያት ንየሆዋ ብግዜ ንእስነቶም ‘ኪዝክርዎ’ ዚገብርዎ ዘለዉ ጻዕሪ ብምንኣድ ዛዝም። (መክ. 12:1) ንህይወቶም ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ኼውዕልዋ ንዝገበርዎ ቘራጽነት ዓቂቦም ኪቕጽሉ ኣተባብዓዮም።

መዝሙር 51⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ