ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/12 ገጽ 2
  • መደብ 15 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 15 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 15 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 10/12 ገጽ 2

መደብ 15 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

15 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 10⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 11 ¶5-12፡ ኣብ ገጽ 89 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዳንኤል 10-12 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዳንኤል 11:15-27 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ክርስትያናት ሕነ ዘይፈድዩ ስለምንታይ እዮም፧—ሮሜ 12:18-21 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ነፍሲ እንታይ እያ፧—td 28ሀ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 27

10 ደቒቕ፦ ሓደ ሰብ፡ ‘ተገዳስነት የብለይን’ ምስ ዚብል። ኣብታ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ምይይጥ ብኸመይ ከም እትጅምርን እትቕጽልን ዘርእስታ ጽሕፍቲ ኣብ ገጽ 8ን 9ን (ወይ ከኣ ኣብ መጽሓፍ ሪዝኒንግ ካብ ገጽ 16፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1፡ ክሳዕ ገጽ 18 ሕጡብ ጽሑፍ 3) ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንገለ ኻብቲ ኣብኡ ዘሎ ሓሳባትን ኣብቲ ኽሊ ውጽኢታዊ ዀይኑ ንእተረኽበ ኻልእ ሓሳባትን ተመያየጡሉ። ክልተ ሕጽር ዝበለ መርኣያታት ድማ ኣቕርብ።

20 ደቒቕ፦ “ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ንምዝርጋሕ ትራክትታት ተጠቐም።” ሕቶታትን መልስታትን። ንሕጡብ ጽሑፍ 5 ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ሕዳር ዚብርከት ትራክትታት ጥቐስ፡ ሓንቲ መርኣያ ድማ ኣቕርብ። ንሕጡብ ጽሑፍ 7 ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ ኣብ እዋን ዘይወግዓዊ ምስክርነት ንትራክትታት ብኸመይ ክንጥቀመሉ ኸም እንኽእል መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 17⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ