መደብ 22 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
22 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 38ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
bt ምዕ. 11 ¶13-19 (30 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ሆሴእ 1-7 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ሆሴእ 6:1–7:7 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ኣብ መንጎ ነፍስን መንፈስን ዘሎ ፍልልይ—td 28ለ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ሕፍረት ብምንዓቕ ንየሱስ ምሰሎ—እብ. 12:2 (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
30 ደቒቕ፦ “መንእሰያት ዚሓትትዎ—ናይ ሓቂ ኣዕሩኽ ከጥሪ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧” ሕቶታትን መልስታትን። ነቲ ኣብ መጀመርታን ኣብ መወዳእታን ዚርከብ ሓሳብ፡ ኣሕጽር ኣቢልካ ኸም መእተውን ከም መዛዘምን ጌርካ ተጠቐመሉ።
መዝሙር 11ን ጸሎትን