ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/13 ገጽ 2
  • መደብ 18 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 18 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 18 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 2/13 ገጽ 2

መደብ 18 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

18 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 52⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 17 ¶1-7 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ማርቆስ 1-4 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ማርቆስ 2:18–3:6 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ባህርያት ኣምላኽ—td 35ሐ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ነቲ ኣብ 1 ቈረንቶስ 7:29-31 ዚርከብ ጳውሎስ ዝሃቦ ምኽሪ ብኸመይ ኢና ኽንርድኦ ዘሎና፧ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 47

15 ደቒቕ፦ ብእዋን ጸበባ ነቲ ቓል ስበኽ። (2 ጢሞ. 4:2) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2012 ገጽ 72፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-2፣ ገጽ 110፣ ገጽ 156፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኽሳዕ ገጽ 157፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1፣ ከምኡውን ገጽ 179፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ካብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

15 ደቒቕ፦ “ንበዓል ዝኽሪ ንምፍላጥ ዚግበር ወፈራ፡ 1 መጋቢት ኪጅምር እዩ።” ሕቶታትን መልስታትን። ንዅሎም ኣስፋሕቲ ሓሓንቲ ቕዳሕ ወረቐት ዕድመ ኸም ዚዕደል ግበር፣ ድሕሪኡ ነቲ ትሕዝቶኡ ተመያየጡሉ። ንሕጡብ ጽሑፍ 2 ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ ክሊ እታ ጉባኤ ንምሽፋን እንታይ ምድላዋት ኪግበር ከም እተሓስበ ምእንቲ ኺገልጽ፡ ንሓላው ኣገልግሎት ዓድሞ። ንሕጡብ ጽሑፍ 3 ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ ነቲ ንመርኣያ ዚኸውን ኣቀራርባ ተጠቒምካ፡ ወረቐት ዕድመ ብኸመይ ከም ዚዕደል ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 8⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ