ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/14 ገጽ 2
  • 17 ለካቲት እትጅምር ሰሙን መደብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 17 ለካቲት እትጅምር ሰሙን መደብ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 17 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 2/14 ገጽ 2

17 ለካቲት እትጅምር ሰሙን መደብ

17 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 15⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 2 ¶20-27፡ ኣብ ገጽ 29 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘፍጥረት 29-31 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘፍጥረት 29:21-35 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ንግዜና ዚኸውን ግብራዊ መምርሒ ዝሓዘ እዩ—td 9ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣብያታር—ምጕዳል ተኣማንነት፡ ነቲ ንዓመታት ብተኣማንነት ዘገልገልናዮ ኸም ዚድምሰስ ይገብሮ—w10 15/3 ገጽ 29 ¶4፣ w05 1/7 ገጽ 29 ¶5 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 47

10 ደቒቕ፦ ብምዉቕ ስምዒት ስበኽ። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ካብ ገጽ 118፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኽሳዕ ገጽ 119፡ ሕጡብ ጽሑፍ 4 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።

5 ደቒቕ፦ ንjw.org ኣብ ኣገልግሎትካ ትጥቀመሉዶ ኣለኻ፧ ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ንjw.org ኣብ ኣገልግሎት ብምጥቃም ዝረኸብዎ ጽቡቕ ተመክሮ ኼዘንትዉ ዓድሞም። ኣብ ዝረኸብዎ ምሹእ ኣጋጣሚ፡ ንኻልኦት ሰባት ብዛዕባ jw.org ንኺነግሩ ብምትብባዕ ድማ ዛዝም።

15 ደቒቕ፦ “ንእዋን በዓል ዝኽሪ ዜሐጕስ ግበሮ።” ሕቶታትን መልስታትን። ነቶም ጸገም ጥዕና እናሃለዎም ወይ ከኣ ስራሕ ዝበዝሖም ክነሱ ሓገዝቲ ፈለምቲ ኪዀኑ ዝመደቡ ኣስፋሕቲ፡ ኣገልግሎቶም ንምስፋሕ እንታይ ምትዕርራያት ኪገብሩ ኸም ዝመደቡ ንኺገልጹ ዓድሞም። ንሕጡብ ጽሑፍ 3 ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ ኣብ መጋቢትን ሚያዝያን ግንቦትን ንኣገልግሎት ወፍሪ ዚምልከት፡ ኣብታ ጉባኤ እንታይ ምድላዋት ኪግበር ከም እተሓስበ ምእንቲ ኺገልጽ፡ ንሓላው ኣገልግሎት ዓድሞ።

መዝሙር 8⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ