ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/14 ገጽ 2
  • 17 መጋቢት እትጅምር ሰሙን መደብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 17 መጋቢት እትጅምር ሰሙን መደብ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 17 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 3/14 ገጽ 2

17 መጋቢት እትጅምር ሰሙን መደብ

17 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 37⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 4 ¶1-8 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘፍጥረት 43-46 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘፍጥረት 44:18-34 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ማርያም “ድንግል” ኰይና ኣይቀጸለትን—td 10ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣቢያ—ኣብ የሆዋ ኻብ ምውካል ዓዲ ኣይትውዓል—w10 1/7 ገጽ 29 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 29

15 ደቒቕ፦ ክትሰብኽ ከለኻ፡ ብሜላ ተዛረብ። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 197፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኽሳዕ ገጽ 199፡ ሕጡብ ጽሑፍ 4 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ሓደ ኣስፋሒ ንዝቐረበሉ ልሙድ ተቓውሞ ብዘይ ሜላ ኺምልስ ከሎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ድሕሪኡ፡ እቲ ኣስፋሒ ነቲ ተቓውሞ ብኸመይ ብሜላ ኸም ዚምልሰሉ ዜርኢ ኻልእ መርኣያ ኣቕርብ።

15 ደቒቕ፦ “ነቲ ኣጋጣሚ ኽትጥቀመሉ ዲኻ፧” ሕቶታትን መልስታትን። ንሰማዕቲ፡ ነቲ ፍሉይ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ በዓል ዝኽሪ ብኸመይ ኬንብብዎ ኸም ዝመደቡ ሕተቶም። በዓል ዝኽሪ ንምኽባር ኣብታ ጉባኤ ብዛዕባ እተገብረ ምድላዋት ግለጽ።

መዝሙር 8ን ጸሎት⁠ን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ