ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/15 ገጽ 7
  • መደብ 30 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 30 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 30 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 3/15 ገጽ 7

መደብ 30 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

30 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 22ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

fg ትምህርቲ 9፡ ክፋል 4, 5 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ሳሙኤል 14-15 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 1 ሳሙኤል 14:36-45 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ በልዓም—ፍረ ነገር፦ ስስዐ ናብ ግጉይ ኣንፈት ይመርሓና—w04 1/8 27 3፣ lv 97፣ w97 1/9 17 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ሰባት ክብሪ ኺወሃቦም ይኽእል እዩ፣ ኪምለኽ ዘለዎ ግና ኣምላኽ ጥራይ እዩ—td 31ለ (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ‘ንሰናይ ግብሪ ዘበለ እተዳሎኻ ኹን።’-ቲቶስ 3:1

መዝሙር 37

15 ደቒቕ፦ ኣብ ወብ ሳይትና ዚርከብ ንኣገልግሎት ዚኸውን ተወሳኺ ቪድዮታት። ምይይጥ። ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር። ቀጺልካ፡ ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣብ ኣገልግሎት ክንጥቀመላ እንኽእለሉ መገድታት ተመያየጡሉ። ብድሕሪኡ፡ በታ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧ ዘርእስታ ቪድዮ እውን ከምኡ ግበር። መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።

15 ደቒቕ፦ ንመጽሔታትና ብዝበለጸ ተጠቐመሎም። ኣብ ናይ መስከረም 1995 እታው ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ክሳዕ 13 ተመርኲስካ ብሓላው ኣገልግሎት ብውዕውዕ ስምዒት ዚቐርብ መደረ።

መዝሙር 47ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ