25 መስከረም–1 ጥቅምቲ
ዳንኤል 4-6
መዝሙር 47ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንየሆዋ ወትሩ ተገልግሎ ዲኻ፧”፦ (10 ደቒቕ)
ዳን 6:7-10—ዳንኤል ንህይወቱ ኣብ ዜስግእ ኵነታት እውን ከይተረፈ፡ ንየሆዋ የገልግሎ ነበረ (w10 15/11 6 ¶16፣ w06 1/11 24 ¶12)
ዳን 6:16, 20—ንጉስ ዳርዮስ ነቲ ዳንኤል ምስ የሆዋ ዝነበሮ ጽኑዕ ርክብ ኣስተውዓለሉ (w03 15/9 15 ¶2)
ዳን 6:22, 23—ዳንኤል ካብ ኣምልኾኡ ምንቕ ስለ ዘይበለ የሆዋ ባረኾ (w10 15/2 18 ¶15)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ዳን 4:10, 11, 20-22—እታ ኣብ ሕልሚ ነቡካድነጻር እተራእየት ዓባይ ኦም ንምንታይ ተመልክት፧ (w07 1/9 18 ¶5)
ዳን 5:17, 29—ዳንኤል ነቲ ንጉስ ቤልሻጽር ዘቕረበሉ ህያብ ፈለማ ዝነጸጎ፡ ጸኒሑ ግና እተቐበሎ ስለምንታይ እዩ፧ (w88-E 1/10 30 ¶3-5፣ dp 109 ¶22)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዳን 4:29-37
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) inv
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) inv—ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ኣብ ዝሓለፈ ምብጻሕ ተበርኪቱ ነይሩ እዩ። ተመላሊስካ ምብጻሕ ኪግበር ከሎ ኣርኢ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 120 ¶16—ካብ ስድራ ቤቱ ተቓውሞ እኳ እንተ ኣጋጠሞ፡ ብተኣማንነት ኪመላለስ ኣተባብዓዮ።
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንየሆዋ ወትሩ ኼገልግልዎ፡ ኣሰልጥኖም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ድሕሪኡ፡ ነታ ሓደ ምኩር ኣስፋሒ ምስ ሓደ ሓድሽ ኣስፋሒ ኣብ ኣገልግሎት ኪዓይዩ ኸለዉ እተርኢ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝኣ ኣላ (kr) ካብ ኣመሓዳሪ ኣካል እተላእከት ደብዳበ፡ ምዕ. 1 ¶1-10
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 23ን ጸሎትን