ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዳንኤል 4-6 ንየሆዋ ወትሩ ተገልግሎ ዲኻ፧ ዳንኤል ጸሎት ዘጠቓለለ ጽቡቕ መንፈሳዊ ልማድ ነበሮ። ነቲ ዝነበሮ ጽቡቕ መንፈሳዊ ልማድ፡ ዝዀነ ይኹን ነገር፡ እንተላይ ንጉሳዊ ትእዛዝ ኪዓናቕፎ ኣይፈቐደን 6:10 ጽቡቕ መንፈሳዊ ልማድ ነዚ ዚስዕብ የጠቓልል፦