ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሕዳር ገጽ 6
  • 25 ሕዳር–1 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 25 ሕዳር–1 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሕዳር ገጽ 6

25 ሕዳር–1 ታሕሳስ

ራእይ 4-6

  • መዝሙር 22ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ምግላብ እቶም ኣርባዕተ ፈረሰኛታት”፦ (10 ደቒቕ)

    • ራእ 6:2—እቲ ኣብ ኣምበላይ ፈረስ እተወጥሐ ፈረሰኛ ‘እናሰዓረ ወጸ’ (wp17.3 4 ¶3, 5)

    • ራእ 6:4-6—ድሕሪኡ እቲ ኣብ ሓመር ፈረስ እተወጥሐ ፈረሰኛን እቲ ኣብ መጋል ፈረስ እተወጥሐ ፈረሰኛን ወጹ (wp17.3 5 ¶2, 4-5)

    • ራእ 6:8—ቀጺሉ እቲ ኣብ ጨላይ ፈረስ እተወጥሐ ፈረሰኛ፡ መቓብር እናሰዓቦ ወጸ (wp17.3 5 ¶8-10)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ራእ 4:4, 6—እቶም 24 ሽማግለታትን እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራትን ንምንታይ የመልክቱ፧ (re 76-77 ¶8፣ 80 ¶19)

    • ራእ 5:5—የሱስ፡ “ካብ ነገድ ይሁዳ ዝዀነ ኣንበሳ” እተባህለ ስለምንታይ እዩ፧ (cf 36 ¶5-6)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ራእ 4:1-11 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 4)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 53 ¶15 (th መጽናዕቲ 2)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 46

  • “የሆዋ ሕጉስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ”፦ (15 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚቐርብ ምይይጥ። ነታ ብኤለክትሮኒካዊ መገዲ ወፈያ ዚግበረሉ ኣገባብ ዘርእስታ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር። ንኣስፋሕቲ ነቲ ኣብ jw.orgን ኣብ JW Library ዚርከብ ወፈያ ዚብል ብምጥዋቕ ወይ donate.jw.org ኢሎም ብምጽሓፍ ብዛዕባ ወፈያ ሓበሬታ ኺረኽቡ ኸም ዚኽእሉ ሓብሮም። ነታ ኻብ ጨንፈር ቤት ጽሕፈት እተላእከት፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ኣገልግሎት ዓመት እተገብረ ወፈያ፡ ሞሳ እትገልጽ ደብዳበ ኣንብባ። ነታ ጉባኤ ስለቲ ብልግሲ እትገብሮ ወፈያ ነኣዳ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 43 ¶1-7

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 68ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ