ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ግንቦት ገጽ 12
  • ርእሰ ፍትወት ኣምኖን ሓዘን ኣስዓበ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ርእሰ ፍትወት ኣምኖን ሓዘን ኣስዓበ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣቤሴሎም ብትዕቢት ዓለወ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • የሆዋ፡ ኣምላኽ ፍትሒ እዩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • የሆዋ ነታ ምድሪ ብጥበብ መቓቐላ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • መስዋእቲ ተቕርብ ዲኻ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ግንቦት ገጽ 12

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ርእሰ ፍትወት ኣምኖን ሓዘን ኣስዓበ

ኣምኖን ብፍቕሪ ታማር ሃነይነይ ኢሉ (2ሳሙ 13:1, 2፣ it-1 32)

ኣምኖን ንታማር ዓሚጽዋ (2ሳሙ 13:10-15፣ w17.09 5 ¶11)

ኣቤሴሎም ንኣምኖን ቀቲልዎ (2ሳሙ 13:28, 29፣ it-1 33 ¶1)

ሓደ ወድን ሓንቲ ጓልን ኣብ ካፈ ባህ ኢልዎም የዕልሉ።

ኣብ እዋን ወረዘ ዜሕዝን ነገር ምእንቲ ኸየጋጥም እንታይ ኪግበር ይክኣል፧ ርእሰ ግትኣት ኣገዳሲ እዩ፣ ከመይሲ፡ ሕማቕ ናብ ምግባር ኪመርሕ ካብ ዚኽእል ቦታታትን ኵነታትን ክትርሕቕ ይሕግዝ እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ