ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ijwbq ዓንቀጽ 21
  • ድያብሎስ ጠንቂ ዅሉ መከራ ድዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ድያብሎስ ጠንቂ ዅሉ መከራ ድዩ
  • መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መልሲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ንዓለም ዚገዝኣ ዘሎ መን እዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ጸላኢ ናይ ዘለኣለም ህይወት
    ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ
  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2016
ዝያዳ ርአ
መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
ijwbq ዓንቀጽ 21
ኣብ ኢድ ድያብሎስ ዘላ ምድሪ

ድያብሎስ ጠንቂ ዅሉ መከራ ድዩ፧

መልሲ መጽሓፍ ቅዱስ

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሰይጣን ድያብሎስ ናይ ሓቂ ኣካል ከም ዝዀነ ይገልጽ እዩ፣ ልክዕ ከም ሓደ ሓያል ሓለቓ ገበነኛታት ከኣ፡ ዝደለዮ ዘበለ ነገራት “ብናይ ሓሶት ትእምርትታትን” ‘ብጥበራን’ ይፍጸም እዩ። ብዘይካዚ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባኡ፡ “ንርእሱ ኸም መልኣኽ ብርሃን የምስል እዩ” ይብል። (2 ተሰሎንቄ 2:9, 10፣ 2 ቈረንቶስ 11:14) በቲ ዜውርዶ ጕድኣት ከኣ፡ ብሓቂ ኸም ዘሎ ኽንፈልጥ ንኽእል ኢና።

ይኹን እምበር፡ ድያብሎስ ብዅሉ መከራ ተሓታቲ እዩ ማለት ኣይኰነን። ስለምንታይ፧ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ፡ ጽቡቕ ወይ ከኣ ሕማቕ ኪሓርዩ ኸም ዚኽእሉ ገይሩ እዩ ፈጢርዎም። (እያሱ 24:15) ስለዚ፡ ሕማቕ ምርጫ ኽንገብር ከለና፡ ሕማቕ ኢና እንዓጽድ።—ገላትያ 6:7, 8።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ