1 ሳሙኤል ትሕዝቶ 1 ኤልቃናን ኣንስቱን (1-8) ሃና፡ ወዲ ኺውሃባ ጸለየት (9-18) ሳሙኤል ተወልደ፡ ንየሆዋ ድማ ተዋህበ (19-28) 2 ጸሎት ሃና (1-11) ሓጢኣት እቶም ክልተ ደቂ ኤሊ (12-26) የሆዋ ንቤተ ሰብ ኤሊ ፈረዶም (27-36) 3 ሳሙኤል ነብዪ ኪኸውን ተጸውዐ (1-21) 4 ፍልስጥኤማውያን ነቲ ታቦት ማረኽዎ (1-11) ኤሊን ደቁን ሞቱ (12-22) 5 እቲ ታቦት ኣብ ምድሪ ፍልስጥኤማውያን (1-12) ዳጎን ተዋረደ (1-5) ፍልስጥኤማውያን ብመዓት ተወቕዑ (6-12) 6 ፍልስጥኤማውያን ነቲ ታቦት ናብ እስራኤል መለስዎ (1-21) 7 እቲ ታቦት ኣብ ቂርያት-የዓሪም (1) ሳሙኤል፡ ‘ንየሆዋ ጥራይ ኣገልግልዎ’ ኢሉ ተማሕጸኖም (2-6) እስራኤል ኣብ ሚጽጳ ዝረኸቦ ዓወት (7-14) ሳሙኤል ንእስራኤል ፈረደ (15-17) 8 እስራኤላውያን ንጉስ ኪነግሶም ሓተቱ (1-9) ሳሙኤል ነቶም ህዝቢ ኣጠንቀቖም (10-18) ነቲ ንጉስ ኪነግሶም ዘቕረብዎ ሕቶ፡ የሆዋ ተቐበሎ (19-22) 9 ሳሙኤል ምስ ሳኦል ተራኸበ (1-27) 10 ሳኦል ንጉስ ኪኸውን ተቐብአ (1-16) ሳኦል ንጉስ ኰይኑ ምስ ህዝቢ ተፋለጠ (17-27) 11 ሳኦል ንዓሞናውያን ሰዓሮም (1-11) ንግስና ሳኦል ተሓደሰ (12-15) 12 ሳሙኤል እተዛረቦ ናይ ስንብታ ዘረባ (1-25) ‘ንኸንቱታት ኣይትስዓብዎም’ (21) የሆዋ ንህዝቡ ኣይሓድጎን እዩ (22) 13 ሳኦል ሰራዊት ሓረየ (1-4) ሳኦል ብድፍረት ስጕምቲ ወሰደ (5-9) ሳሙኤል ንሳኦል ገንሖ (10-14) ኣብ እስራኤል ኣጽዋር ኣይነበረን (15-23) 14 ዮናታን ኣብ ሚኽማሽ ዝፈጸሞ ጅግንነት (1-14) ኣምላኽ ንጸላእቲ እስራኤል ሰጐጎም (15-23) ሳኦል ብታህዋኽ ዝመሓሎ ማሕላ (24-46) እቶም ህዝቢ ነቲ ስጋ ምስ ደሙ በልዕዎ (32-34) ሳኦል እተዋግኦ ውግኣት፣ ስድራ ቤቱ (47-52) 15 ሳኦል ትእዛዝ ጥሒሱ ንኣጋግ ነሓፎ (1-9) ሳሙኤል ንሳኦል ገንሖ (10-23) “ተኣዛዝነት ካብ መስዋእቲ ይበልጽ” (22) ሳኦል ንጉስ ከይከውን ተናዕቀ (24-29) ሳሙኤል ንኣጋግ ቀተሎ (30-35) 16 ሳሙኤል ንዳዊት፡ ዚቕጽል ንጉስ ኪኸውን ቀብኦ (1-13) “የሆዋ ግና ልቢ እዩ ዚርኢ” (7) መንፈስ ኣምላኽ ካብ ሳኦል ረሓቐ (14-17) ዳዊት ናይ ሳኦል ወቓዕ መሰንቆ ዀነ (18-23) 17 ዳዊት ንጐልያድ ሰዓሮ (1-58) ጐልያድ ንእስራኤል ኣባጨወሉ (8-10) ዳዊት ነቲ ብድሆ ተቐበሎ (32-37) ዳዊት ብስም የሆዋ ኺዋጋእ ቀረበ (45-47) 18 ዕርክነት ዳዊትን ዮናታንን (1-4) ዓወታት ዳዊት ንሳኦል ኣቕንኦ (5-9) ሳኦል ንዳዊት ኪቐትሎ ፈተነ (10-19) ዳዊት ንሚካል ጓል ሳኦል ተመርዓዋ (20-30) 19 ሳኦል ንዳዊት ዝነበሮ ቐጻሊ ጽልኢ (1-13) ዳዊት ካብ ሳኦል ኣምለጠ (14-24) 20 ዮናታን ንዳዊት ዝነበሮ ተኣማንነት (1-42) 21 ዳዊት ኣብ ኖብ እንጌራ ምርኣይ በልዐ (1-9) ዳዊት ኣብ ጋት ከም ዕቡድ መሰለ (10-15) 22 ዳዊት ኣብ ዓዱላምን ኣብ ሚጽጰን (1-5) ሳኦል ንኻህናት ኖብ ኣቕተሎም (6-19) ኣብያታር ኣምለጠ (20-23) 23 ዳዊት ንኸተማ ቅዒላ ኣድሓና (1-12) ሳኦል ንዳዊት ሰዓቦ (13-15) ዮናታን ንዳዊት ኣበርትዖ (16-18) ዳዊት ካብ ሳኦል ንስክላ ኣምለጠ (19-29) 24 ዳዊት ንህይወት ሳኦል ነሓፋ (1-22) ዳዊት ንቕቡእ የሆዋ ዝነበሮ ኣኽብሮት (6) 25 ሞት ሳሙኤል (1) ናባል ነቶም ዳዊት ዝሰደዶም ሰባት ሰጐጎም (2-13) ኣቢጋይል ዝወሰደቶ ጥበባዊ ስጕምቲ (14-35) ‘ከረጺት ህይወት ምስ የሆዋ’ (29) የሆዋ ነቲ ዓሻ ናባል ወቕዖ (36-38) ኣቢጋይል ሰበይቲ ዳዊት ኰነት (39-44) 26 ዳዊት ንህይወት ሳኦል መሊሱ ነሓፋ (1-25) ዳዊት ንቕቡእ የሆዋ ዝነበሮ ኣኽብሮት (11) 27 ፍልስጥኤማውያን ንዳዊት ጺቅላግ ሃብዎ (1-12) 28 ሳኦል ኣብ ዔን-ዶር ናብ እትርከብ ጠያቒት መናፍስቲ ኸደ (1-25) 29 ፍልስጥኤማውያን ንዳዊት ኣይኣመንዎን (1-11) 30 ኣማሌቃውያን ወሪሮም ንጺቅላግ ኣንደድዋ (1-6) ዳዊት ብኣምላኽ በርትዐ (6) ዳዊት ንኣማሌቃውያን ሰዓሮም (7-31) ዳዊት፡ ምሩኻት ኣምለሰ (18, 19) ዳዊት ብዛዕባ ምርኮ ዘቘሞ ስርዓት (23, 24) 31 ሞት ሳኦልን ሰለስተ ደቁን (1-13)