ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g01 8/10 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • ንቕሑ!—2001
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጽልኢ ካብ ሱሩ ክጠፍኣሉ ዝኽእል እንኮ መገዲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
  • ለበዳ ጽልኢ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
  • እቲ ጸረ ክርስቶስ መን እዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ሱር ጽልኢ
    ንቕሑ!—2001
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2001
g01 8/10 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

ጥቅምቲ-ታሕሳስ 2001

ንጽልኢ ኻብ ሱሩ ምምሓዉ

ጽልኢ: ውጥረትን ግጭትን ከም ዘስፋሕፍሕ ብምግባር ይቕጽል ኣሎ። መበቈል ጽልኢ እንታይ ኢዩ፧

ከተጥፍኦኸ ይከኣል ድዩ፧

3 ዓለምለኻዊ ለበዳ ጽልኢ

4 ሱር ጽልኢ

8 ንጽልኢ ኻብ ሱሩ ምምሓዉ

12 መንእሰያት ዝሓትዎ . . .

ብኸመይ ኢየ ከም ዘይደልዮ ኽገልጸሉ ዝኽእል፧

15 ኣኦርታ​—⁠ድንቂ ንድፊ

22 ‘ኣስያፎም ንማሕረሻታት ክሰርሕዎ ኢዮም’​—⁠መዓስ፧

23 ጸማምን ዓይነ⁠-​ስዉርን እኳ እንተ ዀንኩ ዕቝባ ረኺበ ኢየ

28 መዝገበ⁠-​ዕለት እሙን ብጻይ ኢዩ

30 ካብ ከባቢ ዓለም

32 ዓለምለኻዊ ሓድነት —⁠ሕልሚ ጥራይ ኣይኰነን

ግዝዋ እታ ጽብቕቲ ፍጥረት 16

ሽሕኳ ብዙሓት ሰባት ጐዳኢት ገይሮም ዝሓስብዋ እንተዀኑ: እዛ ብዙሕ ግምት ዘይዋሃባ ፍጥረት እዚኣ ግን ጽብቕትን ማራኺትን ኢያ።

ኵለን ሃይማኖታት ናብ ኣምላኽ ዝመርሓ እተፈላለያ መገድታት ድየን፧ 20

ብሚልዮናት ዝቝጸሩ ሰባት ‘እወ’ ኢሎም ኢዮም ዝምልሱ። መጽሓፍ ቅዱስከ እንታይ ይብል፧

[ምንጪ ስእሊ]

AP Photo/John Gillis

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ