ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • lfb ገጽ 94-95
  • መእተዊ 7ይ ክፋል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መእተዊ 7ይ ክፋል
  • ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዳዊትን ሳኦልን
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ዳዊት ክሃድም እተገደደሉ ምኽንያት
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • 1 ሳሙኤል—ትሕዝቶ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ዳዊት ንጉስ ኰነ
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
ዝያዳ ርአ
ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
lfb ገጽ 94-95
ዳዊት ንኣባጊዑ ኻብ ድቢ ይከላኸለለን

መእተዊ 7ይ ክፋል

እዚ ኽፋል እዚ፡ ኣስታት 80 ዓመት ዝንውሓቱ ታሪኽ ህይወት ንጉስ ሳኦልን ንጉስ ዳዊትን ይሽፍን። ኣብ ፈለማ፡ ሳኦል ትሑትን ንኣምላኽ ዚፈርህን ሰብ ነበረ፣ ነዊሕ ከይጸንሐ ግና ተቐየረ፡ መምርሒ የሆዋ ምስዓብ እውን ኣበየ። የሆዋ ኸኣ ነዓቖ፣ ድሕሪኡ እውን፡ ንሳሙኤል፡ ንዳዊት ኣብ እስራኤል ኪነግስ ኪቐብኦ ኣዘዞ። ሳኦል ስለ ዝቐንአ፡ ንዳዊት ኪቐትሎ ብዙሕ ሳዕ ፈተነ፣ ዳዊት ግና ሕነ ኣይፈደየን። ዮናታን ወዲ ሳኦል ድማ፡ የሆዋ ንዳዊት ከም ዝሓረዮ ስለ ዝፈለጠ፡ ንዳዊት እሙን ኰነ። ጸኒሑ ዳዊት ኣብ እተፈላለየ ኣጋጣሚ ኸቢድ ሓጢኣት ገበረ። ተግሳጽ የሆዋ ምቕባል ግና ኣይኣበየን። ወላዲ እንተ ዄንካ፡ ንስርዓት ኣምላኽ ወትሩ ምድጋፍ ዘለዎ ኣገዳስነት ንውሉድካ ኣረድኣዮ።

ቀንዲ ትምህርቲ

  • ንየሆዋ ኽንህቦ እንኽእል ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ ዝዀነ ነገር፡ ብፍቕሪ እዙዛት ምዃን እዩ

  • የሆዋ ነቲ ዘይፍትሓዊ ተግባር ኪእርሞ ተጸበ ደኣ እምበር፡ ሕነ ኣይትፍደ

  • ከቢድ ሓጢኣት እንተ ጌርና፡ ንምሕባኡ ኽንፍትን የብልናን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ