ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp17 ቍ. 5 ገጽ 16
  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ምድሪ ሰላም ይሰፍን ደዀን ይኸውን፧
  • ሕጂ ናይ ሓቂ ኣእምሮኣዊ ሰላም ኪርከብ ይከኣል ድዩ፧
  • ናይ ሓቂ ሰላም—ካበየናይ ምንጪ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
  • ኣብዛ ሽግር ዝመልኣ ዓለም ሰላም ክትረክብ ትኽእልዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
  • ኣምላኽ ብዛዕባ መከራኻ እንታይ ይስምዖ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2018
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
wp17 ቍ. 5 ገጽ 16
ኣጽዋር ውግእ ይጠፍእ

ኵሉ ኣጽዋር ውግእ ኪጠፍእ እዩ

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብ ምድሪ ሰላም ይሰፍን ደዀን ይኸውን፧

እንታይ ምበልካ፧

  • እወ

  • ኣይፋል

  • ምናልባት

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብ ትሕቲ ግዝኣት የሱስ ክርስቶስ፡ “ወርሒ ኽሳዕ እትጠፍእ፡” ማለት ንዘለኣለም፡ “ሰላም ኪበዝሕ እዩ።”—መዝሙር 72:7።

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተወሳኺ ነገር ንምሃር፧

  • እኩያት ሰባት ካብ ምድሪ ኺጠፍኡ ስለ ዝዀኑ፡ ቅኑዓት ሰባት ‘ብብዝሒ ሰላም ኣዝዩ ደስ ኪብሎም እዩ።’—መዝሙር 37:10, 11።

  • ኣምላኽ ንዅሉ ውግእ መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ።—መዝሙር 46:8, 9።

ሕጂ ናይ ሓቂ ኣእምሮኣዊ ሰላም ኪርከብ ይከኣል ድዩ፧

ገሊኦም ሰባት፡ . . . ዓለም ብመከራን ብዘይፍትሓውነትን ክሳዕ ዝመልአት፡ ናይ ሓቂ ኣእምሮኣዊ ሰላም ኪርከብ ከም ዘይከኣል ይኣምኑ። ንስኻ እንታይ ይመስለካ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

እቶም ንኣምላኽ ዚቐርብዎ፡ ሕጂ እውን ከይተረፈ፡ “ካብ ኵሉ ሓሳብ ዚበልጽ ሰላም ኣምላኽ” ኪረኽቡ ይኽእሉ እዮም።—ፊልጲ 4:6, 7።

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተወሳኺ ነገር ንምሃር፧

  • ኣምላኽ ‘ንዅሉ ብምሕዳስ፡’ ንመከራን ንዘይፍትሓውነትን ከም ዜወግዶ ኣተስፍዩ ኣሎ።—ራእይ 21:4, 5።

  • ዜድልየና “መንፈሳዊ ነገራት” እንተ ኣማሊእና፡ ውሽጣዊ ሰላም ክንረክብ ንኽእል ኢና።—ማቴዎስ 5:3።

ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብዛ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ኣብ ምዕራፍ 3 ርአ

ኣብ www.pr418.com/ti እውን ትርከብ እያ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ