ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp18 ቍ. 3 ገጽ 16
  • ኣምላኽ ብዛዕባ መከራኻ እንታይ ይስምዖ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣምላኽ ብዛዕባ መከራኻ እንታይ ይስምዖ፧
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2018
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ከም ዚብል ርአ፦
  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
  • ‘ንሱ ይሓልየልካ እዩ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2019
  • ንኣምላኽ ክትቀርቦ ትኽእል ኢኻ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2019
  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2018
wp18 ቍ. 3 ገጽ 16
ሰባት ካብቲ ዝነደደ ገዛውቶም ዝተረፈ ነገር ይኣርዩ

ኣምላኽ ብዛዕባ መከራኻ እንታይ ይስምዖ፧

ገሊኦም ሰባት፡ ኣምላኽ ንመከራና ኸም ዘይርእዮን ብዛዕባኡ ኸም ዘይግደስን ይኣምኑ።

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ከም ዚብል ርአ፦

  • ኣምላኽ ይርእዮን ብዛዕባኡ ይግደስን እዩ

    “የሆዋ ኸኣ፡ ክፍኣት ሰብ ኣብ ምድሪ ኸም ዝበዝሐ . . . ረኣየ። . . . ልቡ እውን ጐሃየ።”—ዘፍጥረት 6:5, 6።

  • ኣምላኽ ንዅሉ መከራ ኼወግዶ እዩ

    “ድሕሪ ቝሩብ፡ እኩያት ኣይኪህልዉን እዮም፣ ኣብቲ ዝነበሩሉ ኽትደልዮም ኢኻ፣ ኣብኡ እውን ኣይኪህልዉን እዮም። ዓቃላት ግና ንምድሪ ኺርስተይዋ እዮም፣ ብብዝሒ ሰላም ከኣ ኣዝዩ ደስ ኪብሎም እዩ።”—መዝሙር 37:10, 11።

  • ኣምላኽ እንታይ ክትረክብ ይደልየካ፧

    “‘ኣነ ዝሓስበልኩም ዘለኹ ሓሳብሲ ኣጸቢቐ እፈልጦ እየ’ ይብል የሆዋ፡ ‘ብሩህ መጻእን ተስፋን ክህበኩም፡ ሓሳብ ሰላም እምበር፡ ናይ መዓት ኣይኰነን። ክትጽውዑንን ናባይ መጺእኩም ክትጽልዩን ኢኹም፣ ኣነ እውን ክሰምዓኩም እየ።’”—ኤርምያስ 29:11, 12።

    “ንኣምላኽ ቅረብዎ፡ ንሱ እውን ኪቐርበኩም እዩ።”—ያእቆብ 4:8።

ኣምላኽ መከራ ኺህሉ ብዛዕባ ዘፍቀደሉ ምኽንያት ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብዛ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት፡ ኣብ www.pr418.com/ti እውን እትርከብ ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ ትምህርቲ 26 ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ