ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp19 ቍ. 2 ገጽ 16
  • ‘ንሱ ይሓልየልካ እዩ’

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ‘ንሱ ይሓልየልካ እዩ’
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንኣምላኽ ክትቀርቦ ትኽእል ኢኻ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2019
  • ሓቂ እንታይ ክትጠቕመካ ትኽእል፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2020
  • ኣምላኽ ብዛዕባ መከራኻ እንታይ ይስምዖ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2018
  • መከራ የኽትም ደዀን ይኸውን፧
    መከራ የኽትም ደዀን ይኸውን፧
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2019
wp19 ቍ. 2 ገጽ 16

‘ንሱ ይሓልየልካ እዩ’

ሓንቲ መንእሰይ ኣብ መንጎ ብዙሓት ሰባት ብምትእምማን ፍሽኽ ኢላ ብመገዲ ኣጋር ትኸይድ

ሰባት ከምቲ እተጸበኻዮ እኳ እንተ ዘይኰኑልካ፡ ፈጺሙ ዘይሓድገካ ሓደ ግና ኣሎ። ንሱ መን እዩ፧

እቲ ጥንቲ ዝነበረ ንጉስ ዳዊት ከምዚ ኢሉ ነይሩ፦ “ኣቦይን ኣደይን እኳ እንተ ዚጥንጥኑኒ፡ የሆዋ ይእርንበኒ እዩ።”—መዝሙር 27:10።

የሆዋ “ኣቦ ርሕራሐን ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕን [እዩ።] . . . ንሱ ኣብ ኵሉ ጸበባና የጸናንዓና እዩ።”—2 ቈረንቶስ 1:3, 4።

“ንሱ ይሓልየልኩም እዩ እሞ፡ ንዅሉ ጭንቀትኩም ናብኡ ደርብይዎ።”—1 ጴጥሮስ 5:7።

ኣምላኽ ብኸመይ ኪሕግዘካ ኸም ዚደሊ ኽትፈልጥ እንተ ደሊኻ፡ ኣብታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ትምህርቲ 08 ርአ። ኣብ www.pr418.com/ti እውን ትርከብ እያ።

ናብ ኣምላኽ ብዛዕባ ምቕራብ ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብዛ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት መጽሓፍ እዚኣ ኣብ ትምህርቲ 08 ርአ። ኣብ ኢንተርነት ኣብ www.pr418.com/ti እውን ትርከብ እያ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ