ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp20 ቍ. 1 ገጽ 16
  • ሓቂ እንታይ ክትጠቕመካ ትኽእል፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሓቂ እንታይ ክትጠቕመካ ትኽእል፧
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2020
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • እንታይ ክትገብር ኣሎካ፧
  • ‘ንሱ ይሓልየልካ እዩ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2019
  • ነዚ ዚስዕብ ሓሲብካሉ ትፈልጥዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2020
  • ንኣምላኽ ክትቀርቦ ትኽእል ኢኻ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2019
  • ንመጻኢ ብኸመይ ኢኻ እትርእዮ፧
    ንመጻኢ ብኸመይ ኢኻ እትርእዮ፧
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2020
wp20 ቍ. 1 ገጽ 16

ሓቂ እንታይ ክትጠቕመካ ትኽእል፧

እቲ ወትሩ ሓቂ ዚዛረብ ኣምላኽ፡ “ናይ ዘለኣለም ህይወት” ከም ዚህበና ኣተስፍዩና ኣሎ።—ዮሃንስ 3:16።

እንታይ ክትገብር ኣሎካ፧

ሓንቲ ኣብ ካፈ ኾፍ ዝበለት መንእሰይ ኣብ ታብለታ መጽሓፍ ቅዱስ ተንብብ
  • ነቲ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ ሓቂ ተምሃር።—ዮሃንስ 17:3, 17።

  • ንኣምላኽ ክትእዘዞ ሕረ።—ዘዳግም 30:19, 20።

  • ኣብ ህይወትካ ነቲ ግብራዊ ዝዀነ መምርሒ ኣምላኽ ዕየየሉ።—ያእቆብ 1:25።

ኣብ ብዘላ ዓለም ዚርከቡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ስለ እተማህሩ፡ ብዙሕ ጥቕሚ ረኺቦም ኣለዉ። ነቲ እተማህርዎ ድማ ተሓጒሶም ኪነግሩኻ ይኽእሉ እዮም።

ብዛዕባ ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ክትፈልጥ እንተ ደሊኻ፡ ኣብታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘርእስታ ብሮሹር ርአ። ኣብ ኢንተርነት ኣብ www.pr418.com/ti እውን ትርከብ እያ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ