ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/94 ገጽ 2
  • ኩሉ ግዜ ክልውጥ የድልየኒ ድዩ?

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኩሉ ግዜ ክልውጥ የድልየኒ ድዩ?
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1994
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ፍረ እንተድኣ ኣፍርዩ ተጠቐመሉ!
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
  • ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2005
  • ነተን ሓቂ ዚምስክራ መጽሔታት ኣበርክት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2007
  • ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ መጽሔት ኣዳሉ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1994
km 5/94 ገጽ 2

ኩሉ ግዜ ክልውጥ የድልየኒ ድዩ?

ነፍሲ ወከፍ ሕታም ናይ መንግስትና ኣገልግሎት ክንምስክር ከሎና ክንጥቀመሎም እንኽእል ዝተፈላለዩ ጽሑፋዊ መእተዊትት ይቕረበልና ኢዩ። ብዙሓት ንቑሓት ኣስፋሕቲ ሓድሽ ሓሳባት ክረኽቡን፤ ዝተፈላለዩ መእተዊታት ክጥቀሙን ኢዮም ዝብህጉ። ናይ መንግስትና ኣገልግሎት በብወርሒ ብዙሕ ሓሳባት ብምቕራብ ተአንግዶም ኣላ።

ምናልባት ግን ነቲ ክትጥቀመሉ ዝጸናሕካ ክትልውጦ ኣድላይ ኮይኑ ኣይስመዓካን ይኸውን። ኣብቲ ካብ ገዛ ናብ ገዛ ዝግበር ዕዮ ቅሩብ ሰዓታት ይህልወካ ይኸውን። ጽቡቕ ውጽኢት ዝረኸብካሉ ካብ ነዊሕ ግዜ ዘማዕበልካዮ እትሰማማዓሉ መእተዊ ይህልወካ ይኸውን። ኣብ ሓደ ወይ ክልተ ኩሉ ግዜ እንጥቀመሎም ጥቕስታት ከም መዝሙር 37:​9–11፣ 2 ጴ⁠ጥሮስ 3:​13 ወይ ራእይ 21:​4 ወይ ካልኦት ትምርኮስ ትኸውን። ከምዚ እንተ ኾይኑ ደጋጊምካ ናብ ካልእ ክትልውጥ ናይ ግድን ክስመዓካ ኣየድልየካን ኢዩ። እቲ ቀንዲ ዕላማና ነቲ ተስፋ ናይታ መንግስቲ ምስ ካልኦት ክንካፈሎን ናይ የሆዋ በረኸት ክረኽቡ እንታይ ክገብሩ ከም ዘለዎም ክመሃሩ ክንሕግዞምን ኢዩ። ሓድሽን ዝስሕብን ኣቀራርባ ካብ መጽሓፍ ምምርማር ክትጥቀም ጀሚርካስ እሞ ጽቡቍ ውጺኢት ድማ ትረኽበሉ ኣሊኻ ንኽትጥቀመሉ ኣይትጠራጠር።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ