ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/99 ገጽ 3
  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1999
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2001
  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1997
  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2002
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1999
km 3/99 ገጽ 3

ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት

 ናይዚ ዓመት በዓል ዝኽሪ ሓሙስ 1 ሚያዝያ ኢዩ ዝውዕል። ሽማግለታት ነዚ ዝስዕብ ቈላሕታ ክገብርሉ ይግባእ:-

◼ እቲ ኣኼባ ዝግበረሉ ግዜ ክውሰን ከሎ: እቲ ምሳሌያዊ ቅጫን ወይንን ጸሓይ ድሕሪ ምዕራባ ክዘውር ኣለዎ። እቶም ዝምልከቶም ኣሕዋት ነታ ብዛዕባ ሰዓት ናይቲ ኣኼባ ከምኡውን ብዛዕባ ምሳልያዊ ቅጫን ወይንን እትገልጽ ናይ 27 ሚያዝያ 1998 ደብዳበ ከንብብዋ ኣለዎም።

◼ ንዅሎም: እቲ ተዛራቢ እውን ሓዊስካ: ናይቲ በዓል ልክዕ ግዜን ቦታን ክንገሮም ኣለዎ።

◼ እቲ ግቡእ ዓይነት ቅጫን ወይንን ክድለ ከምኡውን ክቕረብ ኣለዎ።​—⁠ናይ 15 ለካቲት 1985 ግምቢ ዘብዐኛ (እንግሊዝኛ) ገጽ 19 ርአ።

◼ ቢያትታት: ቢኬሪታት: ግቡእ ዝዀነ ጣውላ: ከምኡውን ናይ ጣውላ ጨርቂ ኣቐዲሙ ናብቲ ኣደራሽ ክመጽእን ኣብ ቦትኡ ክኸውንን ኣሎዎ።

◼ እቲ ኣደራሽ መንግስቲ ወይ ካልእ ናይ መአከቢ ቦታ ኣቐዲሙ ኣጸቢቑ ክጸሪ ኣለዎ።

◼ ተቐበልቲ ኣጋይሽን እቶም ዘዝሩን ክምረጹ ከምኡውን ኣቐዲሞም ብዛዕባ እቲ ሓላፍነቶምን ግቡእ ዝዀነ ኣሰራርሓን መምርሒ ክዋሃቦም ኣለዎ።

◼ ነቶም ካብ ቅቡኣት ዝዀኑ ዝደኸሙን ክመጹ ዘይክእሉን እቲ ቕጫን ወይንን ንምቕራብ ምድላዋት ክግበር ኣለዎ።

◼ ኣብ ሓንቲ ኣደራሽ መንግስቲ ካብ ሓደ ንላዕሊ ናይ ዝኽሪ ኣኼባ ክግበር ተመዲቡ እንተድኣ ኣልዩ: ኣብቲ ኣፍ ደገ ወይ ኣብ ወጻኢ ዘየድሊ ምጽቕቓጥ ምእንቲ ከይህሉ ኣብ መንጎ ጉባኤታት ጽቡቕ ምትሕብባር ክግበር ኣለዎ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ