ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/97 ገጽ 5
  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1997
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2001
  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1999
  • ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2002
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1997
km 3/97 ገጽ 5

ንበዓል ዝኽሪ ዝኸውን መዘኻኸሪታት

በዓል ዝኽሪ ሰንበት 23 መጋቢት ኢዩ ዝውዕል። ሽማግለታት ነዚ ዝስዕብ ጉዳያት ቈላሕታ ክገብርሉ ይግባእ:⁠-

◼ እቲ ኣኼባ ዝግበረሉ ግዜ ክውሰን ከሎ: እቲ ምሳልያዊ ቅጫን ወይንን ብድሕሪ ጽሓይ ምዕራባ ከም ዝዘውር ክግበር ኣለዎ።

◼ ንዅሎም: እቲ ተዛራቢ እውን ሓዊስካ: እቲ ልክዕ ግዜን ቦታን ናይቲ በዓል ክንገሮም ይግባእ።

◼ እቲ ግቡእ ዓይነት ቅጫን ወይንን ክድለን ክቕረብን ይግባእ።​—⁠ናይ 15 ለካቲት 1985 ግምቢ ዘብዐኛ (እንግሊዝኛ) ገጽ 19 ርአ።

◼ ቢያትን ኩባያን ግቡእ ዝዀነ ጣው​ላን ናይ ጣውላ ጨርቅን ኣቐዲሙ ኣብቲ ኣደራሽ ክመጽእን ኣብ ቦትኡ ክግበርን ኣለዎ።

◼ እቲ ኣደራሽ መንግስቲ ወይ ካልእ ናይ መአከቢ ቦታ ቅድሚ ግዜ ምእካሉ ኣጸቢቑ ክጸሪ ይግባእ።

◼ ተቐበልቲ ኣጋይሽን እቶም ዘዙሩን ክምረጹ ከምኡውን ኣቐዲሞም ብዛዕባ እቲ ግቡእ ዝዀነ ኣሰራርሓን ሓላፍነቶምን መምርሒ ክወሃቦም ይግባእ።

◼ ነቶም ካብ ቅቡኣት ዝዀኑ ዝደኸሙን ክመጹ ዘይክእሉን እቲ ቕጫን ወይንን ንምቕራብ ምድላዋት ክግበር ይግባእ።

◼ ኣብ ሓንቲ ኣደራሽ መንግስቲ ካብ ሓደ ንላዕሊ ናይ ዝኽሪ ኣኼባ ክግበር ተመዲቡ እንተድኣ ኣልዩ: ኣብቲ ኮሪደዮ: ኣፍደገ: ማርሻቤዲ: ከምኡውን ኣብቲ ናይ ማኪና ደው መበሊ: ዘየድሊ ምጽቕቓጥ ምእንቲ ከይህሉ ኣብ መንጎ ጉባኤታት ጽቡቕ ምትሕብባር ክህሉ ይግባእ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ