ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/07 ገጽ 3
  • ሕቶ ሳጹን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሕቶ ሳጹን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2007
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ‘ከንቱነት ኣርሕቕ’
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2002
  • ቀልጢፍካ ብጽሓዮም
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2003
  • ንመርኣዪ እትኸውን ደብዳበ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ብእተፈላለየ ቛንቋታት ጽሑፋት ምብርካት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2003
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2007
km 11/07 ገጽ 3

ሕቶ ሳጹን

◼ ነቲ እንዕድሎ ጽሑፋት ናይ ኢ-መይል ኣድራሻና ኽንጽሕፈሉ ግቡእ ድዩ፧

ገሊኦም ኣስፋሕቲ ነቲ ዚዕድልዎ መጽሔታት ወይ ትራክትታት ብመልክዕ ማሕተም ወይ ጽሕፈት ገይሮም ናይ ኢ-መይል ኣድራሻኦም ጽሒፎሙሉ እዮም። ድሕሪኡ: እቶም ጽሑፋት ዚቕበሉ ሰባት ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደልዮም: ነቲ ኣስፋሒ በቲ ኣድራሻ ገይሮም ኪረኽብዎ ይኽእሉ። ንተገደስቲ ሰባት ንምሕጋዝ ዚግበር ከምዚ ዝኣመሰለ ጻዕርታት ካብ ቅንዕና እተበገሰ እዩ። ይኹን እምበር: ወግዓዊ ዌብ ሳይትና ኣብ ዳሕረዋይ ክፋል መጽሔታትናን ትራክትታትናን ተሓቢሩ ኣሎ። ስለዚ: ኣብ ጽሑፋትና ናይ ብሕትና ናይ ኢ-መይል ኣድራሻ እንተ ዘይጸሓፍና ይሓይሽ።

ሓደ ኣስፋሒ ኣብቲ ኽሊ ንዚርከቡ ሰባት: ብፍላይ ተመላሊሱ ኺበጽሖም ከሎ: ኣድራሻኡ ኣብ ካልእ ንእሽቶ ወረቐት ጽሒፉ ኺህቦም ወይ ከይህቦም: ናይ ብሕቱ ምርጫ እዩ። ነቶም ተገዳስነት ዘርኣዩ ሰባት: ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደልዮም ኪረኽቡና ኣብ ክንዲ እንጽበ: ባዕልና ኽንበጽሖም ተበግሶ ኽንወስድ ኣሎና። ናይ ሓቂ ብሕታዊ ተገዳስነት ኣብቲ ብኣካል ተራኺብካ እትገብሮ ምምይያጥ እዩ ዝያዳ ዚርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ