ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp20 ቍ. 2 ገጽ 16
  • መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መንግስቲ ኣምላኽ
    ንቕሑ!—2013
  • ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ፡ እቲ ሓቂ እንታይ እዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2020
  • መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2016
  • የሱስ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ዝመሃሮ ትምህርቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2020
wp20 ቍ. 2 ገጽ 16

መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧

ሓደ ሰብኣይ ኣብ መንጽር መንግስታዊ ህንጻ ኮፍ ኢሉ መጽሓፍ ቅዱስ የንብብ።

ብዙሓት ሰባት፡ መንግስቲ ኣምላኽ ክትመጽእ ይጽልዩ እዮም፣ ግናኸ፡ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ከም ዝዀነትን እንታይ ከም እትገብርን ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ከም ዚብል ርአ፦

  • መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧

    የሱስ ክርስቶስ ዝንጉሳ ሰማያዊት መንግስቲ እያ።—ኢሳይያስ 9:6, 7፣ ማቴዎስ 5:3፣ ሉቃስ 1:31-33።

  • መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧

    ንዅሉ ኽፍኣት ኣጥፊኣ፡ ንሰባት ኣብ ምድሪ ነባሪ ሰላም ከተምጽኣሎም እያ።—ዳንኤል 2:44፣ ማቴዎስ 6:10።

  • ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ምድላይ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧

    ንመንግስቲ ኣምላኽ ምድጋፍን ኣምላኽ ነቲ ኣብ ምድሪ ዘሎ ዅነታት ከምቲ ዝደለዮ ንምግባር ዚጥቀመላ ንሳ በይና ምዃና ምእማንን ማለት እዩ።—ማቴዎስ 6:33፣ 13:44።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ