ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/15 ገጽ 4
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 2/15 ገጽ 4

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ንበዓል ዝኽሪ ንምዕዳም ኣብ ዚግበር ወፈራ

“ነዛ ኣብ ኣገዳሲ ፍጻመ ንኽትእከብ እትዕድም ወረቐት ዕድመ ንዕድል ኣለና። ኣብ መላእ ዓለም ዚርከቡ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ሰባት፡ ኣብ 3 ሚያዝያ ንሞት የሱስ ክርስቶስ ንምዝካርን ሞቱ ብኸመይ ከም ዚጠቕመና ዚገልጽ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ ብዘይ ክፍሊት ንምስማዕን ኪእከቡ እዮም። እዛ ወረቐት ዕድመ እዚኣ፡ እቲ ኣኼባ ኣብ ከባቢና ዚግበረሉ ሰዓትን ቦታን ትሕብር እያ።”

ግምቢ ዘብዐኛ 1 መጋቢት

“ኣብ 3 ሚያዝያ፡ ዝኽሪ ሞት የሱስ ክርስቶስ ኪብዓል እዩ። ኣብ ማሕበረሰብና ዘለዉ ገሊኦም፡ ነዚ በዓል እዚ ንኼብዕሉ ኺእከቡ እዮም፣ ይኹን እምበር፡ ሞት የሱስ ኣገዳሲ ዀይኑ ዘይስምዖም ሰባት እውን ኣለዉ። ንስኻኸ እንታይ ይመስለካ፧ ሞት የሱስን ትንሳኤኡን ዚጠቕመናዶ ይመስለካ፧ [መልሲ ተጸበ።] መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እዚ እንታይ ከም ዚብል እስከ ንርአ። [1 ቈረንቶስ 15:22, 26 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ መስዋእታዊ በጃ የሱስ ንዜምጽኣልና ጥቕሚ፡ ማለት ኣብ ምድሪ ሞት ዘይህልወሉ ግዜ ኸም ዚመጽእ ትገልጽ እያ።

ንቕሑ! መጋቢት

ሎሚ ሓጺር ምብጻሕ ብምግባር፡ ነዛ እዋናዊት ሕታም መጽሔት ንቕሑ! ንጐረባብትና ነርእዮም ኣሎና። [ገበር እታ መጽሔት ኣርእዮ።] ኵሉ ሰብ፡ ነዛ ‘ኣምላኽ ኣሎዶ፧’ እትብል ቀዳመይቲ ሕቶ እተፈላለየ ርእይቶ እዩ ዘለዎ። ብዛዕባ መጻኢ ብዝያዳ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ዘለዎም መን ይመስለካ—እቶም ብኣምላኽ ዚኣምኑዶ ወይስ ዘይኣምኑ፧ [መልሲ ተጸበ።] ኣብዛ ጥቕሲ እዚኣ፡ ንብዙሓት ሰባት ተስፋ ዚህቦም መብጽዓ ኣምላኽ ኣሎ። [መዝሙር 37:10, 11 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ህላወ ኣምላኽ ክንምርምረሉ ዘሎና ኣርባዕተ ምኽንያት ትገልጽ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ