ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/13 ገጽ 4
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንበዓል ዝኽሪ ንምፍላጥ ዚግበር ወፈራ፡ 17 መጋቢት ኪጅምር እዩ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 2/13 ገጽ 4

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ንበዓል ዝኽሪ ንምዕዳም ኣብ ዚግበር ወፈራ

“ነዛ ብ26 መጋቢት ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ዚኽበር ኣገዳሲ ዓመታዊ በዓል ንኽትእከብ እትዕድም ወረቐት ዕድመ፡ ንዓኻን ንስድራ ቤትካን ክንህበካ ኢና መጺእና። እታ ዕለት እቲኣ፡ ሞት የሱስ ዚዝከረላ ዕለት እያ። ሞት የሱስ ብኸመይ ከም ዚሕግዘና ዚገልጽ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኪቐርብ እዩ። እዛ ወረቐት ዕድመ እዚኣ፡ እቲ ኣኼባ ኣብ ከባቢና ዚግበረሉ ሰዓትን ቦታን ትሕብር እያ።”

ግምቢ ዘብዐኛ 1 መጋቢት

“ገሊኦም ሰባት፡ ‘የሱስ ከም ዝተንስአ ብኸመይ ርግጸኛታት ክንከውን ንኽእል፧’ ኢሎም ይሓትቱ። ብዛዕባ እዚ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧ [መልሲ ተጸበ።] መልሲ እዚ ሕቶ እዚ ኽንፈልጥ ኣገዳሲ ዚዀነሉ ምኽንያት እሞ ርአ። [1 ቈረንቶስ 15:14 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ትንሳኤ የሱስ ሰባት ኣልዕል ኣቢሎም ዝመሃዝዎ ኸም ዘይኰነ ትገልጽ።”

ንቕሑ! መጋቢት

“ኣብዚ ዘለናሉ እዋን፡ ቈልዑ ምዕባይ እናኸበደ ዚኸይድ ዘሎ ኣይመስለካን፧ [መልሲ ተጸበ።] ብዙሓት ወለዲ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ጽቡቕ ምኽሪ ረኺቦም እዮም። ንኣብነት፡ እዛ ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ እዚኣ ንኣቦታት፡ ንደቆም ዚንእዱሉን ርእሰ ተኣማንነቶም ክብ ከም ዚብል ዚገብሩሉን ኣጋጣሚ ንኼናድዩ ሓጊዛቶም እያ። [ቈሎሴ 3:21 ኣንብብ።] እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ንኣቦታት ኪሕግዞም ዚኽእል ሓሙሽተ መሰረታዊ ስርዓት ትጠቅስ።”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ